Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ግብፂ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ግብፂ ኣምሪሖም። እቲ መድረኽ ካብ ሎሚመዓልቲ ጀሚሩ ንኣርባዕተ መዓልታት ኣብ ሻርማ ኤል ሼክ ግብፂ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ። ለውጢ ክሌማ ኣብ ኣፍሪካ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሳልሳይ ዙር ሃገር ለኸ መድረኽ ውድድር ክእለት ብዕሊ ከፊቶም። ብኣሰናዳኢነት ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን “ክእለት ንተወዳዳሪነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንቐፀልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ…

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ዝተፈጠረ ቅልውላው ስነ ልቦና ንምፅጋን ዝሕግዝ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ዝተፈጠረ ቅልውላው ስነ ልቦና ንምፅጋን ዝሕግዝ ስልጠና ስነ ልቦናዊ ምንቕቓሕ ኣብቲ ክልል ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ዝተፈጠረ ቅልውላው ስነ ልቦና ካብ ምፅጋን ብተወሳኺ ብፍላይ ኢኮኖሚያዊ ምንቕቓሕ ንምፍጣር…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ ትካላት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ትካላት 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ሚኒስትር ዴኤታን ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢን ኣብ ዝተረኸብሉ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሳልሳይ ርባዕ…

ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጄኔቭ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 76 ጉባኤ ውድብ ጥዕና ዓለም ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ብተበግሶ ኢትዮጵያ ዝተሰናድአ ዝተዋደደ ሃንደበታዊ፣ ወሳኒን ኦፕሬቲቭ ክንክንን ውሳነ ዓለም ለኸ…

ንህዝቢ ዘይጠቅም፣ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዝጎድእ መምርሒ እንተልዩ ፈትሽና ክነመዓራርዮ ኢና- ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ<span;> ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ወከልቲ ማሕበረሰብ ንግድን ሰብ ሃፍትን መድረኽ  ዘተ ኣካይዶም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብቲ መድረኽ ኣብ ዘመሓለዘለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዝኾነ ይኹን መንገዲ…

ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይና ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይና ዘተ ኣሳሊጡ። ምክትል ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ተመስገን ጥላሁን ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ቤት ምኽሪ ንግዲ ቻይና ጄኔራል ያንግ ሆንግ ተላዚቦም። ኣብ ልዝቦም፥…

ኣብ ኢትዮጵያ ምርግጋፅ ሰላምን ካልኦት ዓውዲታት ልምዓትን ዘተባብዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ-ሚኒስትራት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ብዝተገበረ ምርግጋፅ ሰላም፣ ትምህርቲ፣ ባህሊን ስፖርቲን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተመዝገበ ሚኒስትራት ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አዛሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሳልሳይ ርባዕ ዓመት…

ኮንትሮባንድ ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንትሮባንድ ኣታዊን ወፃኢን ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ዘተባብዕ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ኮሚሽነር ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ ገሊፆም። ኮሚሽን ጉምሩክ ብዝሰልጠነን ብቑዕ ሓይሊን ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ንምክልኻል ብምሕሳብ ኣብ ዝሓለፉ 100…

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሚክሃሊ ቦግዳኖቭ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኮሚሸን ሚኒስቴራት ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተስማዕመዐሎም ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ንልዕሊ…