Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ሴሚናር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካን ንምጥንኻር ዝዓለመ ሴሚናር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሴሚናር “ሓደሽቲ መነፅራት ቻይናን ኣፍሪካን ብምጉልባት መፃኢ ዕድል ማሕበረሰብ ቻይናን ኣፍሪካን ምህናፅ” ዘብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ማርኬዝ ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር ሓቢሮም ከምዝሰርሑ ኣፍሊጦም። ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዕድላት ምትሕብባር ንምስፋሕ…

ኣመራርሓ ብምቕንፃል ፀገም ክልል ኣምሓራ ምፍታሕ ኣይከኣልን – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ብምቕንፃል ፀገም ክልል ኣምሓራ ምፍታሕ ኣይከኣልን  ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ፈተናታት ናብ ዕድል ብምቕያር ህዝብና ክነሻግር ኢና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኮንፈረንስ ላዕለዎትን ማእኸለዎትን…

ኣባላት ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኩባኒያታት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ልኡኽ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣብ ቻይና ቤጂንግ ኣብ ዝርከባ ዝተፈላለያ ኩባኒያታት ዑደት ኣካይዶም። ብመሰረት እዚ ኣብ “ልምዓትኢኮኖሚክ ቴክኖሎጂ ቤጂንግ”፣ መድሓኒታት ብምፍራይ ዝፍለጥ ’ዩ ኬር’ን ‘ፖኒ ኤ አይ’ ዝተብሃለ መካይን…

ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራት ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንክዋፈራ ፃውዒት ቀሪቡለን። ሚኒስትር ዕደና ፌዴሪኢ ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ኣብቲ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ መስ ኣምባሳደር ኣውስትራሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁሊያ ኒብሌትን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሲን…

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ትልምታት ሒዚ ኣብ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ብርክት ዝበሉ ትልምታት ሒዚ ኣብ ምንቅስቓስ ከምዝርከብ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ጎንፂ ኣብቲ ክልል ዝርከባ ትካላት ጥዕና ንዝኸፍአ ዕንወት ከምዘጋጠመ እውን ዝፍለጥ እዩ፡፡ ስለዝኾነ እተን…

ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ሮላንድ ኮቢያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲዩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…

ብኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ሩሲያ ተላዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሸን ኣገኘሁ ተሻገር ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ዝተፈላለያ ትካላት መንግስቲ ሩሲያ ተላዚቡ። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ጠሚቱ ከምዝተዛተየ ተገሊፁ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኤጀንሲ…

ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከሳልጣ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ኮሎምቢያ ፍራንሲያ ኤሌና ማርኩዌዝ ሚና ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከሳልጣ ኢየን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ማሕባረዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እተን መክትል ፕሬዚዳንት ሎሚ መዓልቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣትዋ…

ኣገልግሎት ኣምቡላንሳትን ካልኦት ረብሓታትን ዝህባ 16 ተሽከርከርቲ ንትግራይ ብመልክዕ ደገፍ ተዋሂበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኣምቡላንሳትን ዝተፈላለዩ ረብሓታትን ዝህባ 16 ተሽከርከርቲን ንክልል ትግራይ ብመልክዕ ደገፍ ከምዝተውሃባ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ገሊፁ። ኣብ ትግራይ ዝነበረ ኲናት ብስምምዕነት ሰላም ዕልባት ምርካቡ ስዒቡ ንትግራይ ዝወሃብ ደገፍ…