Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ናብ ስራሕ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምሕያሽ ተወሰኽቲ 67 ናይ ከተማ ኣውቶቡሳት ሎሚ ናብ ስራሕ ኣቲየን፡፡ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን÷ “ቀረብ ብዙሃን ትራንስፖርት ከተማ ኣዲስ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪ 2-ኣይተ ጥራቱ በየነ ብምክትል ከንቲባ መዓርግ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ወ/ሮ ሂክማ…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣፈፀምቲ ኣካላት መሊስካ ንምውዳብ ዝቐረበሉ ኣዋቀጅ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1-ቢሮ ኢንዱስትሪን ልምዓትን 2-ቢሮ ስራሕን ክእለትን 3-ቢሮ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን 4-ቢሮ ፕላንን…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15  ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መበል 27 ሓፈሻዊ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ተግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ባህልን ቱሪዝምን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት፣…

ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ወረዳ ኣበርገለ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዞባ ምብራቕን ወረዳ ኣበርገለን ንዘለዉ ህፃውንቲ ዝኸውን 10 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ሂቡ። እቲ ደገፍ ካብ ትካል ሓገዝ ፈረንሳይ ዝተረኸበ እንትኸወን፥ ካብ 6 ክሳብ 12 ወርሒ ንዘለው ህፃናት…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ -ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ናህሪ ዕዳጋ ንምቕራፍ ጠመተ ሂቡ ይሰርሕ ኣሎ ከብላ ከንተባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ከምዘሎ ይፍለጥ። ከንተባ ኣዳነች ናህሪ ዕዳጋ ብዝምልከት…

88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)88 ዜጋታት ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ቤሩት ገሊፁ። እቶም ዜጋታት ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት መንበሪ ፍቓድ ዘይነበሮም ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ብመሰረት እዚ ቅድመ ሐዚ 184 ዜጋታት ቅድመ ሐዚ ናብ ሃገሮም…

ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚንስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ቱሪዝም ሌንሳ መኮንን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው ዘቲየን። እቲ ዘተ ብዓውዲ ቱሪዝም ምስ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ዝስርሑ ስራሕቲ ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ፍሰት ሃወፅቲ ክብ…

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኩሓ ንልዕሊ 1 ሺሕ ወገናት ነፃ ሕክምና ሞራ ዓይኒ ይህብ ከምዘሎ ተገሊፁ። እቲ ሆስፒታል ምስ ሂማልያን ካትራክት ዝተብሃለ ዓለም ለኻዊ ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ኢዩ ነቲ ሕክምና ዝህብ ዘሎ። ብመሰረት እዚ ካብ 10 ክሳብ 16…

ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ቡዜና ኣልከድር ኣጀንዳታት እቲ ጉባኤ ገሊፀን። ብመሰረት እዚ፥ ምፅዳቕ ቃለ ጉባኤ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ዝህብኡ መብርሂ ምድማፅ፣ ኣብ…