Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ናህሪ ዋጋ ፈተና ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዝኾነ ብምፍላይ ጠመተ ሂብካ ንምስራሕ ኣንፈት ከምዝተትሓዘ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ፈተና ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዝኾነ ብምፍላይ ጠመተ ሂብካ ንምስራሕ ኣንፈት ከምዝተትሓዘ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 19 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እቲ ሚኒስቴር ገምጊሙ።…

ኣብ ኣፈፃፅማ መወሰኒ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ክፍተታት ኣለውዎ-ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ መወሰኒ ኣዋጅ ስርዓት ርክብ መንግስታት ፌዴራልን ክልላትን ኢትዮጵያ  ክፍተታት ከምዘለውዎ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ። ኣብ ኣተገባብራ መወሰኒ ኣዋጅ ፅንሰ ሓሳብ ርክብ መንግስታትን ስርዓት ርክብ መንግስታትን ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምብርህራህ…

መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህነፆ ቤተ መንግስቲ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘህነፆ ቤተ መንግስቲ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልላዊን ፌዴራልን መንግስቲ ተረኺቦም። ኣቦታት…

ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ኣብ ኳታር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ ሞሃሙድ ኣብ ኳታር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ። እቶም ፕሬዚዳንት ብመሰረት ካብ ኤሚር ሼክ ታሚም ቢን ሃማድ ኣልታኒ ዝቀረበሎም እንግዶት ኢዮ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዑደት ኣብ ኳታር ዶሃ ዘሳልጡ ዘለዉ።…

ልኡዃት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ  ኣኼባ ፕሮጀክት “ላፕሴት” ንምስታፍ ናብ ጁባ ኣቕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡዃት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ  ኣኼባ ፕሮጀክት “ላፕሴት” ንምስታፍ ናብ ጁባ ኣቕኒዖም። እቶም ኣባላት ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጁባ እንትበፅሑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል ማሃዲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።…

መድረኽ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ነዋይ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዕዳጋ ሰነደ መዋእለ ነዋይ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሓለፍቲ ትካላት ባንኪታትን ኢንሹራንስን፣ ኣባላት ቦርድ ተሳቲፎም። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሆልዲንግስ…

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ኮሪያን ስምምዕነት ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበበ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ኮሪያን(ኮይካ) ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ሓላፊ ኮይካ ኣብ ኢትዮጵያ ሊ ቢዩንግህዋ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ቆንስል ክብሪ ቤላሩስ ኣብ ኢትዮጵያ ዲሚትሪ ሉካሼንኮን ዘቲዮም። እቶም ቆንስል ክብሪ፥ ኢትዮጵያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ምብራቕ ኣውሮፓ ብምውካል ንዘርኣይዎ ቁርፀኝነት…

“ቪኦን.ቴሌኮም” ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ቪኦን.ቴሌኮም” ኔዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንክሰርሕ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ “ቪኦን.ቴሌኮም” ግሩፕ ማቲው ጋልቫኒ ዘቲዮም። ቪ ኦን ቴሌኮም ዘለዎ ለምዲ ብምንኣድ፥ እቲ…

ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ፣ ኣርታዕቲን ካልኦት ሞያዊያንን ሚዲያ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። ኣብቲ ዑደት ሚኒስትር ግብርና ግርማ አመንቲን (ዶ/ር) ሓዊሱ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ ስራሕ…