Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ምስ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ፎረንሲክ ሳይንስ ህንዲ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ምስ ብሄራዊ ዩኒቨርሲቲ ፎረንሲክ ሳይንስ ህንዲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ምክትል ፕሬዚዳንት ትምህርቲ ፖሊስ ዩኒቨርሲቲ ኢትዮጵያ ምክትል ኮሚሽነር ተሻለ ተሾመ÷ እቲ ስምምዕነት ኣብ ጉዳያት…

ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 28 ሺሕ ናይ ሕሶት ዶላር ኣሜሪካ ብመሓዝ እናተንቀሳቐሰ ዝተረኸበ ውልቀሰብ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ምርመራ እናተገበረሉ ከምዝርከብ መምርሒ ፖሊስ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኣፍሊጡ። ተጠርጣሪ ብሰሌዳ ቁፅሪ ኮድ 2- C 32496 ኣ/ኣ ኣብ ዝኾነት…

ኣባላት ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ዑደት ግይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ሙዚዬምን ዜሮ ኪሎ ሜትሮ ዓድዋ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም። ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ÷ “ሙዚዬም ዓድዋ ታሪኻዊ ትሕዝቱኡ ብዝሓለወ መልክዑ ብፅሬትን ብቕልጣፈን ልዕሊ ፕሮጀክት ታሪኽና ኣብ…

መበል ራብዓይ ዙር ስልጠና ኣመራርሓታት ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ''ከዕዳ ወደ ምንዳ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተዳለወ ስልጠና ኣመራርሓ መንግስቲ መበል ራብዓይ ዙር ኣብ ዝተፈላለዩ ማእኸላት ተጀሚሩ። ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ኣመራርሓ ይሳተፉ ኣለዉ። እቲ ስልጠና…

ኢትዮጵያ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ንምምፍራይ ዘኽእላ ሓገዝ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቕነት ዘለዎ ኣማራፂ ናይ ኣውሮፕላን ነዳዲ ንምምፍራይ ዘኽእላ ሓገዝ ረኺባ። እቲ ሓገዝ ዝተኸበ ኣብ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል አቪዬሽን ካብ ስሩዕ ነዳዲ ናብ ተፈጥሮ ተኮር ነዳዲ ብዘላቕነትት ንምስጋርን ምልቃቕ በከልቲ ጋዛት ኣቪዬሽን ከም…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣንጎላ ኣብ ዝተኻየደ 3ይ ፎረም ባህሊ ሰላም ፓን ኣፍሪካ ተሳቲፈን። እቲ ፎረም ሕብረት ኣፍሪካን ኣንጎላ ምስ ትካል ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ብምትሕብባር ዝተሰናደአ ኢዩ።…

ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብሃፍቲ ዕደና ዝተዓደለት ትነኣድ ሃገር ኢያ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልላትን፣ ኣብ ዓውዲ ዕደና ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማታትን…

መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ሕፅረት ዓቕሚ ኣገልግሎት ሕጊ ምርካብ ንዘይኽእሉ ዜጋታት ተረባሒ ዝገብር መርሃ ግብሪ ምፅዳቕ ስትራቴጂ ብሄራዊ ኣገልግሎት ድጋፍ ነፃ ሕጊ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው፣ ሚኒስትር ዴኤታ…

ኣብ ክልል ትግራይ ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ኣብ 46 ወረዳታት ምዕዳል ዛንዜራን ነፀጋ ኬሚካልን እናተኻየደ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። በዓል ሞያ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ እቲ ቢሮ ኣይተ ገብረመድህን ክንፉ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ዝሰርሐሎም ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምስ ልኡኽ ኮሪያ ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝሰርሐሎም ዝርዝር ጉዳያት ዘተ ኣካይዱ። ብሊ ሄኢሲኦክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኮሪያ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ተፀዋዒ ሓጋዚ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምህረቱ ሻንቆ (ረ/ፕ) ተዛቲዮም፡፡ ኣብ…