Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ “kiln shell” ዝተብሃለ ሓዱሽ መሳርሒ ብምግጣም ናብ ስራሕ ከምዝኣተወ ኣፍሊጡ።
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘበናዊ መሳርሒ ብመስፍን…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ወለንታዊያን ሕድሳት ኣባይቲ ኣጀሚረን።
እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ከፍለ ከተማ ልደታ ወረዳ 1 በልሙድ “ቆርቆሮ ሰፈር” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ኢዩ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ከባቢ ዘሎ መንበሪ…
ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብናዕቢን ትርምስን ፖለቲካዊ ድሌት ንምዕዋት ዝግበር ፈተነ ግመ ከም ምዕዃት ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣገልግሎት ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቱ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ኣውፂኡ።
ኣብ መግለፂኡ ድማ ካብ ሕዚ ንደሓር…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዳዊት ፍሬው ተፈፂሙ።
ኣብ ጣሊያን ከተማ ሮም ብሃንደበት ህይወቱ ዝሓለፈ ተፃዋታይ መሳርሒ ሙዚቃ ክላርኔት ኣርቲስት ዳዊት÷ ስነ-ስርዓት ቀብሩ ሎሚ ኣብ መንበረ ፀባኦት ቅድስት ስላሴ ካቴድራል ቤተ ክርስቲያን ተፈፂሙ።…
ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ኣለዎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝማዕበለ ስርዓት ሓበሬታ ኣብ ምውፋር ስራሕ ወፃኢ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ንምምላእ ዕዙዝ ግደ ከምዝህልዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ማዕቢሉ ኣብ…
መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋን ኣብ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ምክልኻል ሓደጋ ባርዕ ሓዊን ሃንደበታዊ ሓደጋን ብደረጃ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብኢትዮጵያ ድማ ን2ይ ግዘ ተኸቢሩ።
ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ መዓልቲ ኣመልኪተን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንተኣመንቲ ከፈልቲ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተዋሂቡ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲ እቲ ክልል፣ ከፈልቲ ግብሪን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣካላትን…
ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፀልቲ 5 ዓማውቲ ድልየት ፍሪያት ሽኮር ብፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ሙሉእ ብሙሉእ ንምትካእ ይስራሕ ከምዘሎ ግሩብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኣብ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ሓላፊ ርክብ ህዝብን ክፍሊ ተሳትፎን ረታ ደመቀ፥ ቀረብ ሽኮር ውሽጢ…
ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽኒያት ብምግባር ፅባሕ ዝዕፀዉ መስመራት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፥ ክብረ በዓል መዓልቲ ሰራሕተኛታት ሓደጋ ባርዕ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከባቢ መስቀል ኣደባባይ ንውሱናት ስዓታት ዕፁው ዝኾኑ መስመራት መገዲ ከምዝህልዉ ኣፍሊጡ።
እቲ በዓል ብብርኪ ዓለም ንመበል 24 ግዘ ብብርኪ ሃገር ድማ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝተውፃእፃኣ ደቂ ኣኒስቲዮ ዘቲየን።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ "ብልፅግና ለሴቶች፤ ሴቶች ለብልፅግና" ብዝብል መሪሕ ቃል ዝተሳለጠ ኢዩ።
እተን ካብ 11 ክፍላተ ከተማ ዝተውፃእፃኣ…