Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብሚኒስትር ዴኤታ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢንዳስትሪ ኣይተ ታረቀኝ ብሉልታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መቐለን ከባቢኡን ዝርከባ ኣብ ኢንዳስትሪታት ዑደት የካይዶ ኣሎ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ካብ ሚኒስትር ኢንዳስትሪ፣ ልምዓት ኢንተርራይዝ ኢትዮጵያ፣ ኢንስቲትዩት…
6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምፍላጥ ኣታዊ ንግዲ ቻይና ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣምፃእቲን ለኣኽቲን ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ቻይናን ዘሎ ምትእስሳር ንግዲ ምድንፋዕን…
ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ።
ድምፃዊት ሂሩት በቀለ ብዝሓደራ ሕማም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሕክምናኣ ክትከታተል ድሕሪ ምፅናሕ ሀይወታ ከምዝሓለፈ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ካብ ስድርኣ ዝረኸቦ ሓበሬታ የረድእ።
ሂሩት ኣብ…
91 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ዓይነታት ምግቢ ሕብረተሰብ ንከይጥቀመሎም ተኣጊዶም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)91 ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ዓይነታት ምግቢ ሕብረተሰብ ንከይጥቀመሎም ከምዝተኣገዱ በዓል መዚ ምግብን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቶም ዓይነታት ፍሪያታት ምግቢ፥ ኣገዳዲ ብርኪን ገላፂ ፅሑፍን ኢትዮጵያ እንተየማልኡ በምፍራይ ይቐርቡ ከምዘለዉ…
ክሮሽያ ኤምባሲኣ ኣብ ኢትዮጵያ ክትከፍት ኢያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ዘነበ ከበደ ምስ ዋና ዳይሬክተር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ክሮሽያ ፔታር ሚሃቶቭ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ክልቲኣዊ ርክብ፣ ኢኮኖሚን ካልኦት ዛዕባታትን ብምትሕብባር መስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገለፁ።
ኣምባሰደር…
“ኦሬንጅ” ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ንምውፋድ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኦሬንጅ” ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ኢትዮጵያ ንምውፋድ ባህጊ ከምዘለዎ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕን ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ቴሌኮም ናይ ዝተዋፈረ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን “ኦሬንጅ” ጀሮም…
ብከንቲባ ኣትላንታ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር አባይ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ካልኦት ላዕለዎት…
ኣብ ኢዝላማባድ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢዝላማባድ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብዕሊ ተመሪቑ።
እቲ ኤምባሲ መሪቖም ዝኸፈቱ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፓኪስታን ሂና ራቢኒ ካሃን ነቲ ኤምባሲ…
ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒሰትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፍሉይ ልኡኽ ፕሬዚዳንት ደቡብ ሱዳን ብምቕባል ኣዘራሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነቶም ፍሉይ ልኡኽ ሎሚ ኣብ ቤት ዕዮኦም ተቐቢሎም ምዝርራቦም ኣፍሊጦም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም…
ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምክሪ ፌዴሬሽን ዛህራ ሁመድ ዝምራሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዋዚላንድ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ ኣብያተ ምኽሪ ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ኣፈጉባኤታት ኣፍሪካን ሃገራት ዓረብን፣ ዲፕሎማታት ዝተፈላለያ…