Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሕብረት፣ ሓድነትን ልምዓት ናብ ገንዘብ ምቕያር እንተኽኢልና ኢትዮጵያ ምፍራይ ትኽእል…

ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንት ወፃኢኣ ንምዕባይ ምምሕያሻት ፓሊሲ እናገበረት ምዃና ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ገሊፆም። ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ፓኪስታንን ሎሚ ኣብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም÷…

ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ጠሚቱ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲን ብሄራዊ መንነትን ትኹረት ዝገበረ መድረኸ ዘተ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የካይዱ ኣለዉ። ኣካቢ እቲ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ መብራቱ ኣለሙ (ዶ/ር)÷ እቲ መድረኽ ዘተ ብፍላይ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ፈላማይ በረራ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፓኪስታን ከተማ ካራቺ ድሕሪ 20 ዓመት ፈላማይ በረራ ገይሩ። እቲ መገዲ ኣየር ሎሚ መዓልቲ ናብ ካራቺ ኣብ ዝገበሮ በረራ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…

ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ ይዋፃእ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ብግቡእ እናተዋፅአ ምዃኑ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ትካል ገሊፆም። ላዕለዎት ኣመራርሓ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያ ፀፅታ ኣድሂቦም ተዛቲዮም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷…

ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ኣብ ዝተጠርጠሩ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሮሚያ ብግዕዝይና ካብ ዝተጠርጠሩ 4 ሺሕን 80 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ብምውዓል ኣብ ልዕሊ 1 ሺሕን 322 ውልቀ ሰባት ውሳነ ጥፍኣተኛ ከምዝተመሓላለፈ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብ ክልል ኦሮሚያ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሃገር ዝርከባ መዕደሊ ነዳዲ ኣገልግሎት ሲ ቢ ኢ ብር ተግባራዊ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ መላእ ሃገር ዝርከባ መዕደሊ ነዳዲ ኣገልግሎት ሲ ቢ ኢ ብር ተግባራዊ ከምዝገብር ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኑኬሽን እቲ ባንኪ ኣይ ኣልሰን ኣሰፋ ከምዝሓበሩዎ÷ እቲ ባንኪ ዘበናዊ፣ ንኣጠቓቕማ…

ኤምባሲ ፈረንሳይ ንሆስፒታል ኣብዓላ ዝውዕል 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ክልል ዓፋር ንሆስፒታል ኣብዓላ መሊስካ ንምህናፅ ዝውዕል 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። ስምምዕነት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኢትዮጵያ ረሚ ማርሻክስ ከምኡ እውን ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል…

ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ መዕራፍ ንምስግጋር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ኣምባሳደር ሐብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ንምጥንኻር  ዝሰርሖም ዘለዉ ስራሕቲ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ኢያን ቦርግን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ማልታን ብዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ዛዕባታት ተላዚቦም። ብፍላይ ዓውዲ ቱሪዝም ንምምዕባል…