Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስትራቴጂካዊ ርክብ ናብ ዝሓሸ መዕራፍ ንምስግጋር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ።
ኣምባሳደር ሐብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ሮላንድ ኮቢያ፥ ሕብረት ኣውሮፓ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ንምጥንኻር ዝሰርሖም ዘለዉ ስራሕቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ማልታ ኢያን ቦርግን ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ማልታን ብዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉወን ዛዕባታት ተላዚቦም።
ብፍላይ ዓውዲ ቱሪዝም ንምምዕባል…
ትግራይ ናብ ዘሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዓቕምታት ከየንጠባጠብና ክንጥቀመሎም ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ዘፅደቖም ናይ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ መደባትን ኣንፈታትን መሰረት ዝገበረ ክልላዊ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ…
ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት መፅናዕቲ ባህሊ ኦሮሞን ኣካዳሚ ቋንቋታት ትግራይን ኣብቲ ዓውዲ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተፈራሪሞም።
ኣብ ማእኸል ባህሊ ኦሮሞ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዘተ ብኣፋን ኦሮሞ ዝተፅሓፋ ታሪካትን ቅርስታትን ብመልክዕ…
ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ማልታን ኣብ ዓውዲታት ኣቪዬሽን ፣ ቱሪዝምን ዲፕሎማቲክ ስልጠናታትን ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዐነት ከቲመን።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ …
ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ፈንድ ልምዓት ሕርሻ(IFAD)ን ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 106 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም።
ኣብ ሆቴል ሂልተን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ምንባር ክታም፥ እቲ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሳለት ትግበራ መርሃ ግብሪ ኣሳታፋይነት…
ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ጀኔቫ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 76 ጉባኤ ኮሚቴ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታ ኣብ ስዊዘርላንድ ጀኔቫ ተኻይዱ።
ኣብቲ ጉባኤ÷ ኮንቬንሽን ፀረ ስቓይን ካልኦት ጭካኔ ዝተመልኦ፣ ኢ-ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ትኹረት ብምግባር ምክኽክር ተኻይዱ።
ካብ ቤት ፅሕፈት…
ፖሊስ ፌደራል ኣብ ምክልኻል ገበን ስልጠና ዝወሰዱ ኣባላት ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ ኣዋሽ ሰባት ንነዊሕ እዋን መሰረታዊ ኣካዳሚ ስልጠና ዝሃቦም ብዙሓት ኣባላት ፖሊስ ምክልኻል ገበንን ኣድማ ብተናን ኣመሪቑ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ዝተረኸቡ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ፌዴራል ምክትል ኮሚሽነር ዋና…
ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ዘበናዊ ምግባር ቀንዲ ትኹረት ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኸፈተ ዓውደ ምርኢት ሕርሻን ሳይንስን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓመል ዘተ÷ ሕርሻ…
ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር “ቃል፣ ተግባር፣ ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ዝቐነየ ዓውደ ምርኢት መፃሕፍቲ ተዛዚሙ።
ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዓውደ ምርኢት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሰገናት ዝተረድኡሉ መገዲ…