Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢን ላዕለወይቲ ሓላዊት ማህበረት ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ወርሕን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ኣመሓላሊፈን፡፡
እቲ መዓልቲ ብብርኪ ዓለም ንመበል 76…
ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪን ዉፅኢቱን ዝጠመተ መድረክ ዘተ ኣብ ሚሊንየም ኣዳራሽ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሼዴ፣ ሚኒስትር ኢነዱስትሪ መላኩ ኣለበል፣ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋን…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኤግዚቢሽን ሕርሻ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብሚኒስቴር ሕርሻ ዝተዳለወ ኤግዚቢሽን ሕርሻ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ መሪቆም ከፊቶም፡፡
እቲ ኤግዚቢሽን÷ መፍርያይነት ቴክኖሎጂ፣ ስራሕቲ ምርምርን ምህዞን፣ ኣብ ዲጂታላይዜሽን ሕርሻን ፋይናንስ ሕርሻን ዘድሀቡ ዘበናዊ…
ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ናዕብን ሁውከትን ዝፅሕትሩን ዝሳተፉን ኣካላት ካብ ተግባሮም ንክቕጠቡ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ሃገራዊን ክልላዊን ተግባር ዕንወት ብምውፋር ናዕብን ሁውከትን ዝፅሕትሩን ዝሳተፉን ውልቀ ሰባትን ጉጅለታትን ካብ ተግባሮም ንክቕጠቡ ኣተሓሳሲቡ።
መንግስቲ እቲ ክልል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ሰላም ናይ…
ብወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ሙያን ክህሎትን ወይዘሮ ሙፈርያት ካሚል ዝተመረሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ መቐለ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኣኽ ኣብ ክፍላተ ከተማ ኲሓን ዓንደርን ዑደት ኣካይዶም።
ብውልቀን ብማሕበርን ኣብ ዝተጣየሹ ትካላት…
ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ካብ መፅሓፍ “መደመር ትውልድ” 400 ሚልየን ብር ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ክልል ካብ መፅሓፍ "መደመር ትውልድ" 400 ሚልየን ብር ተኣኪቡ።
መርሃ ግብሪ ምፍላጥ መፅሓፍ "መደመር ትውልድ" ኣብቲ ክልል ተሳሊጡ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሐመድን ካልኦት ላዕለዎት…
200 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ብምውዓል ጉዳዮም ይረአ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ፀረ ግዕዝይና 200 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኮሚሽን ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቶም ውልቀ ሰባት ብዝተፈላለዩ ብርኪታት ብመሰረት ዝቐረቡ ብዙሓት ሓበሬታታት ምርመራ ብምግባር…
“መደመር” ፋሕፋሕ ዝበለ ጉልበት ናብ ፅኑዕ ሓይሊ ዝቕየር ኢዩ – ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገብረማርያም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ሓምሻይ መዓልቲ ዘቑፀረ "ቃል ፤ተግባር፤ ትውልድ" ብዝብል ርእሲ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝተሰናደአ ኤግዚብሽን ሎሚ እወን ኣብ በቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ መፅሓፍ ምድማር ጠመተ በምግባር ቀፂሉ ውዒሉ።
ኣብቲ ኣውደ ርእይ፥…
ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ መበል 27 ዙር ኣባላት ስሩዕን ኣድማ ብተናን ፖሊስ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ፣ ምክትል ኮሚሽነር ጄኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል መላኩ ፋንታን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ፈላመይቲ በዓል ዋና ግዙፍ ኢኮኖሚ ምግባር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ዝማዕበለትን ንኹሉ እትጥዕምን ሃገር ንምግባር ኢንዱስትሪታት ብምዕባይ፣ ዓቕምታ ብምህናፅ ኢሉውን ምህዞ ማእኸል ብምግባር…