Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ቱርኪን ርክበን ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቱርኪን ኣብ ዓውዲታ ዲፕሎማሲ፣ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምድንፋዕ ተስማዕሚዐን፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ቡራክ ኣክፓር ኣብ ክልተኣዊ…
ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምእታው ስራሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣብ ክልል ትግራይ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ናብ ስራሕ ንምምላስ ኣብ ዘኽእሉ ተግባራት ዝጠመተ ምኽክር ተኻይዱ፡፡
ሓላፊ ቢሮ ዓውዲ ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ከላሊ ኣድሃና (ዶ/ር)÷ “ንብረታት…
ንጄኔራል መኮንናት ዝተሃነፁ ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውመንዴሽን ሰራዊት ምክልኻል ንጄኔራል መኮንናት ዘህነፆም ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ብዕፃ ተመሓላሊፎም።
እቲ መርሃ ግብሪ ምውፃእ ዕፃ÷ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ሚኒስትር ዲኤታ ሰራዊት ምክልኻል ማርታ ሉዊጂ፣…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊት ኤጀንሲ ልምዓት ፍሪካ ልማት – ንሓዱሽ ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪአ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊት ኤጀንሲ ልምዓት ፍሪካ ልማት - ንሓዱሽ ምሕዝነት ልምዓት ኣፍሪካ ናርዶስ በቀለ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኣተገባብራ መርሃ ግብሪታት ልምዓት ኔፓድን…
ከንቲባ ኣዳነች ሕቶ ልምዓት ኣቕሪቦም ንፕሮጀክቶም መሬት ምስ ዝተወሰነሎም ኣልማዕቲ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ሕቶ ልምዓት ኣቕሪቦም ንፕሮጀክቶም ንዕቤት እታ ከተማ ካብ ዘለዎም ረብሓን ብመንፅር ዝፈትሑዎ ፀገም ህዝቢን መሬት ምስ ዝተወሰነሎም ሰብ ሃፍቲን ኣቦታት ሃይማኖትን ተዛቲየን።
እተን ከንቲባ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ጎንፂ ብምውጋድ ሰላም ንምምፃእ ተሓሲቡ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ዝፀንሐ ዘተ ሰላም ቀዳማይ ምዕራፍ ሎሚ ከምዝተዛዘመ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “እቲ ዘተ መብዛሕትኡ ብእወንታዊ…
ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር 12 መዓልቲ ተፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም ብምሕሳብ 10 ቦምቢታ ሓኦም ተታሒዞም ኣብ ዝተብሃሉ ተጠርጠርቲ ተወሳኺ ምርመራ ንኽግበር ቤት ፍርዲ 12 መዓልቲ ተፈቒዱ።
ሕገ መንግሕነወ ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ብሓይሊ ንምፍራስ ብዘይስሩዕ…
ፀብፃብ ዳህሳስ መፅናዕቲ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀብፃብ ዳህሳስ መፅናዕቲ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ናይሮቢ ዕላዊ ኮይኑ።
ማዕቐፍ ምትሕብባር ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካን ቀርኒ ኣፍሪካን ኣብ ምሕደራ ፍልሰተኛታት ይኹን ኣብ ካልኦት ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት…
ቤት ፅሕፈት “ዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 12 ዙር ንመኣዲ ንወለዶ ሓገዝ ዝገበሩ ኣካላት ኣመስጊኑ።
እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ምስጋና÷ “ፃውዒት ሓገዝ መኣዲ ንወለዶ ተቐቢልኩም፣ ሓላፍነት ስለዝወሰድኩም፤ ንመፃኢ ወለዶ ትምጥን…
ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንዘላቒ ሰላም ኢትዮጵያ ሓገዝ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ።
እቲ ሕብረት ኣብ ዝሓለፈ እዋን 16 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ÷ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ቀስ ብቐስ ናብ ስሩዕ ብርኪ ንምብፃሕ ሓዱሽን መሰረታዊን መደምደምታታት…