Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መሰረታዊ ዓቕሚ ምርግጋፅ ዳግመ ሕውየት ትግራይ ባዕልና ኢና-ሌ/ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈርን ማሕበራትን ትግራይ " ግደ ፋይናንስ ንምዕባለ ኢኮኖሚ ትግራይ"ብዝብል መራሒ ሓሳብ ኣብ ከተማ መቐለ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዋዕላ ዝተረኸቡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል ፃድቃን…
ኢትዮጵያ ዘላትሉ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላትሉ እዋናዊ ኩነታት ብንቕሓት ዝሰርሕ ዲፕሎማሲ የድሊ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም(ዶ/ር) ገሊፆም።
ኣምባሳደር መለስ (ዶ/ር) ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ብመትከል ሂብካ ምቕባልን ሓበራዊ…
መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ከተማዊ ፌስቲቫን ንባብ ኣብ ሙዚዬም ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
እቲ ፌስቲቫል፥ “ኣንባቢ ትውልዲ ንምዕባለ ሃገር” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ።
ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልታት ከምዝፀንሕ ኣብ ቢሮ ባህሊ፣ ኪነ ጥበብን…
ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታት ከምዝተኻየደ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልዕሊ 730 ሚሊየን ብር ስራሕቲ ምምሕያሽ ናብራ ዜጋታትን ሓገዝ ገንዘብን ከምዝተገበረ ከምዝተኻየደ ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ።
ብፃዕሪ መንግስቲ ካብ ወርሒ መጋቢት 2014 ዓ.ም ክሳብ መጋቢት 2015 ዓ.ም 133 ሺሕን 103…
ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕቑር ሃፍቲ ከተማታት ብግቡእ ንምጥቃም ዘኽእሉ ፖሊሲታት እናተተግበሩ ከምዝኾኑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ገሊፆም።
“ከተማታትና ማእኸላ ፍርያት፣ ክእለትን ሰናይ ምምሕዳርን ብምግባር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ከምኡ እውን ኣወሃህባ…
ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ኣብ ወረዳ ዙሪያ ደሴ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 13 ሰባት ሓሊፉ፡፡
እቲ ሓደጋ መበገሲኣ ደሴ ብምግባር ናብ ኣቀስታ እናተጓዓዘት ዝነበረት ሚኒባስ ተሽከርካሪት ዘጋጠመ ኢዩ፡፡
እታ ሚኒባስ 21 ተሳፈርቲ ፅዒና እናተጓዓዘት…
ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ክእለትን ዝርገሐ መሰረተ ልምዓታት ንምሕጋዝ ናይ ተግባር ስምምዕነት ተፈሪመን።
እቲ ትግበራ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌዝ…
ዓውደ ምርኢት ዓለም ለኸ ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፎቶ መልዐልቲ መናእሰይ ዘሳትፍ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ስራሕቲ ፕሬስ ውድድር ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ።
ዓውደ ምርኢት ውድድር ፕሬስ ፎቶ ኣንድሬ ስቴኒን 'ራሽያ ሲጎኒያ' ወይ እውን 'ራሺያ ቱደይ' ዝተሰነየ ትካል ሚዲያ…
ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ክቕፅሉ ኢዮም – ሌ/ጄ ብርሃኑ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እቲ ፅንፈኛ ሓይሊ እናተወሰዱ ዝርከቡ ስጉምቲታት ከምዝቕፅሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ሰሜን ምዕራብን ኣካቢ ኮማንድ ፖስት እቲ ቀጠናን ሌተናል ጄኔራል ብርሃኑ በቀለ ገሊፆም።
እዋናዊ ኩነታት ኣመልኪቱ ኣብ ኣፈፃፅማ ልኡኽ፣ ብዝተረኸቡ ውፅኢታትን…
ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ትሕቲ ደረጃ ዝኾነ ፍርያት ናብ ሃገር ከይኣቱ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 630 ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ትሕቲ ደረጃ ብምዃኖም ምኽንያት ናብ ውሽጢ ሃገር ከይኣትዉ ምግባሩ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡
ሕቶ 5 ሺሕ 713 ኣምፃእቲ ብምቕባል ልዕሊ 1 ሚሊየን 868 ሺሕ ሜትሪክ…