Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ብምጥማት ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ንሕውየትን ዳግመ ህንፀትን ትግራይ ጠሚቲ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ዘቲዩ።
ዘተ ድሕሪ ምክያድ ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ዝዕመሙ መደባት ብምንፃር ተግባራዊ ክኸውን ኣንፈት…
መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ተሓታትነትን ፍትሒ ሽግግርን ንምንጋስ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣረጋጊፆም።
ኣይተ ደመቀ፥ ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ቮልከር ተርክ ዘቲዮም።…
ውሕመ ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ተግባራዊነት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ብኹለ መዳይ ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ዋና ፀሐፊት ውሕመ ኣሚና መሓመድ ዘቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥…
ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ይንቀሳቀሱ ነይሮም ብዝብል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ 11 ውልቀሰባት 9 መዓልታት ግዘ ምፅራይ ምርመራ ተፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕገ መንግስታዊ ስርዓት ብሓይሊ ንምፍራስ ይንቀሳቀሱ ነይሮም ብዝብል ኣብ ልዕሊ ዝተጠርጠሩ 11 ውልቀሰባት 9 መዓልታት ግዘ ምፅራይ ምርመራ ተፈቒዱ።
ቀዳማይ ብርኪ መጋባእያ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ጊዘ ቆፀሮ ምድብ ኣራዳ ኣብ ልዕሊ ተጠርጠርቲ ተዋሳኺ…
ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተሰናደአን ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፃሕፍቲ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ።
ኣብቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሽዱሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ ዓውደ ምርኢት÷ ቀዋሚ…
ምንቅስቓስ ዕድጊት ቦንድ ግድብ ህዳሰ መናእሰይ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ዕድጊት ቦንድ ግድብ ህዳሰ መናእሰይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ።
እቲ መርሃ ግብሪ ዕድጊት ቦንድ÷ “ኣነ እውን ብፅሒት ኣለኒ" ብዝብል መሪሕ ቃል ንተኸታተልቲ ሰለስተ ሰሙናት ከምዝካየድ…
ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጉንቦት ጀሚሩ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ምሽክርካር ኣይከኣልን – ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝቕፅል 1 ጉንቦት 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዘይ ዲጂታል መለለዪ መንነት ሞተር ብሽክሌታ ምሽክርካር ከምዘይከኣል ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ወነቲን ኣሽከርከርቲን ኣብታ ከተማ ናይ ዝንቀሳቐሳ ሞተር…
ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ወደብ ታጁራን ኢንዱስትሪያል ፓርክ ዳመርጆን ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዋና ፈፃሚ ስራሕ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ብበሪሶ ኣመሎ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ስራሕ እናገበረ ይርከብ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ምስንቅስቓስ ስራሕ ወደብ ታጁራን ኢንዱስትሪያል ፓርክ ዳመርጆን ተዘዋዊሩ…
ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ፅሑፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ዘርእን ዝድህስስን ኤግዚብሽን መፅሓፍ ሎሚ ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ክኽፈት ኢዩ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዝገለፆ፥ እቲ ኤግዚብሽን ካብ 24 ክሳብ 29 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ኢዩ።…
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ተግባር ምንቅስቓስ ፅንፈኛታት ጉጅለ ግብረ ራዕዲ የምክን ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ናይ ባዕሎም ውዳበ ፈጢሮም ብዘይሕጋዊ መገዲ መንግስቲ ንምትካእ ዝሓሰቡ ኣካላት ልኡኽቶኦም ንምፍሻል ዝጀመሮ ተግባር ኣጣናኺሩ ቀፂሉ።
ሕገ-መንግስታዊ ስርዓት እታ ሃገር ብሓይሊ ንምፍራስን እኩይ ድሌት ፖለቲካ…