Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዘነበረ ንህዝቢ ዕላማ ኢዩ – ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዘነበረ ንህዝቢ ዕላማ ኢዩ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ተዛሪቦም።
ርእሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)÷ኣብ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተረኺቦም መልእኽቲ…
ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ተኻይዱ።
ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ፥ ብማርሽ ቡድን፣ ብዘመድን ኣዝማዶም መሳርሕቶምን ተዓጂቡ ኢዩ ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት በፂሑ።
ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት…
“ኣይተ ግርማ ህዝቢ ንምግልጋል ድንበር ዘይፈልጡ መራሒ ነይሮም”- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኣይተ ግርማ የሺጥላ ህዝቢ ንምግልጋል ድንበር ዘይፈልጡ መራሒ ነይሮም" ክብላ ከንቲባምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ከንቲባ ዳነች ኣብ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ የሺጥላ ተረኺበን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷…
ንኣገልግሎትን ተበፃሕነትን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝምጥን ሪፎርም ዓውዲ ድሕንነት ኣቪዬሽን ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎትን ተበፃሕነትን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝምጥን ሪፎርም ዓውዲ ድሕንነት ኣቪዬሽን ከምዝተገበረ ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
እቲ ኣብ ትሕቲ ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን…
ኢትዮጵያ ስትራቴጂካዊት መሻርኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኢያ – ኢሪና ኤስ ኒዮኒ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዊድን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኢሪና ኤስ ኒዮኒ ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ስትራቴጂካዊት መሻርኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኢያ ክብላ ገሊፀን።
እተን ምክትል ዋና ዳይሬክተር ምስ ፋና…
ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ልዕሊ 258 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን ከምዝበሎ፥ 214 ነጥቢ 4 ሚሊየን ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣታዊን 43 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ናውቲታት ኮንትሮባንት ወፃኢን ብድምሩ ልዕሊ 258…
ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ሰብ ስራሕ ሕፅረት ነዳዲ ንክፍጠር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ዘለዉ መዐደሊታት ነዳዲ ስጉምቲ ምውሳድ ጀሚሩ።
ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን እቲ በዓል መዚ በቀለች ኩማ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 16 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ዕድጊት…
“ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) “ብራኸ ፌስቲቫል መናእሰይ” ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮም ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ በርኪ ዕድመ መንእሰይነት ንናይ ፅባዕ ዕዉትነት እወንታዊ ስብእና ብምልባስ…
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ምስ ሚኒስትይ ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ፣ ካናዳን ጀርመንን ኣብ እዋናዊ…
ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ቻይናውያን ብሓገዝ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ብምኽኣሎም ነመስግን – ቻይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢትዮጵያ ኣቢሉ ብዝተገበረ ልዑል ሓገዝ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ብዙሓት ቻይናውያን ብሰላም ካብታ ሃገር ክወፅኡ ከምዝኸኣሉ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢያን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…