Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንዝኽበር በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስራሕቲ ቅድመ ምድላው እናተዛዘሙ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ላዕለዎት ኣመራርሓን መዳርግቲ ኣካላትን በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብድምቀት ንሕሕበር እናተገበረ ዝርከብ ምድላ ተዘዋዊሮም ተመልኪቶም።…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋን ክረምቲ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕመ ደካማ ዜጋታት ተመሓላሊም።
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ኣብ ከረምቲ ኣዋርሕ ዝተሃነፁ መንበሪ ኣባይቲ ሎሚ…
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ እንዱስትሪ ዝርከበሉ እዋናዊ ኩነታት ቴክኖሎጂን ናይ ቀፃሊ አንፈትን…
ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ዘለዋ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ኢዩ – ኤምባሲ ማላዊ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣብ ሓፂር እዋን ዘደንፈዐቶ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ከምዝኾነ ኤምባሲ ማላዊ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽንን ዋና መካየዲ ስራሕን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪ ፍፁም…
ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ከምዝተኸተቡ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ።
ዘጋጠመ ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ካብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ከተማታት ባህርዳርን…
ንሰራዊትን ንሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻልን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ።
እቲ እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት…
ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ ምግቢ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌዴራል ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ምግቢ ከምዝገበረ ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት ቅድመ ድልዉነትን መጠንቀቕታን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ሓገዝ ምግቢ÷ ስርናይ፣ ሕሩጭ ስርናይ፣ ፋፋን…
ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ሲቪል ኢንጂነሪንግ ቻይናን ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡
እቲ ማእኸል ኣብ ኮተቤ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ እቲ ትካል ዝህነፅ እንትኸውን÷ ንህንፀት እቲ…
ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ(ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም።
ወርቅነህ(ዶ/ር) እቲ ቤት ፅሕፈት መሪቖም ዝትኸፈቱ÷ ምስ ርእሰ ምምሕዳር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮሞ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮም።
ምስቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልል ሓቢርምዎም ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…