Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ርዕሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂ ሓዘኖም÷ “ሓውና ግርማ የሺጥላ ኣብ…
ኣብ ትግራይ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት መሊስካ ንምጥያሽ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ብምኽንያት ጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ማእኸለዎትን ኣናእሽተይን ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ንምድጋፍ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ።
ምክትል ዋና ዳይሬክተር ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ጳውሎስ በርጋ÷ እቲ ዓውዲ እግሪ ንኽሓዊ…
ክልላት ንዳግመ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላት ንዳግመ ህንፀት ክልል ትግራይ ዝኸውን ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይረን።
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን÷ “በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ህዝቢታት ሰለስቲአን ክልላት ብሓበራዊ ልምዓት ንምኽሓስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ መራሕቲ ተዋጋእቲ ሓይሊታት ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ኣዛዚ ጦር ሱዳን ጀኔራል ኣብደል ፈታህ ኣልቡርሃንን ዋና ኣዛዚ ሓይሊታት ህፁፅ ወሃቢ ደገፍ ሱዳን ሞሓመድ ሃምዳን ዳጋሎን ብስልኪ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም መራሕቲ ኣፈላላዮም ብምዝርራብ…
ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋር ስራሕቲ ዳግመ ምጥያሽ ብምጥንኻር ዝሐሸት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ይስራሕ ኣሎ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲን ፓርቲ ብልፅግናን ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፋር ስራሕቲ ዳግመ ምጥያሽ ብምጥንኻር ዝሐሸት ህብረ ብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ብቖራፅነት እናተሰርሐ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም…
50 ሃገራት ዜጋታተን ካብ ሱዳን ንምውፃእ ሓገዝ ኢትዮጵያ ሓቲተን – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)50 ሃገራት ዜጋታተን ካብ ሱዳን ንምውፃእ ኣብ ዝገብረኦ ፃዕሪ ኢትዮጵያ ሓገዝ ንኽትገብር ብዕሊ ከምዝሓተታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ብምኽንያት ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ቅልውላው ዝተፈላለያ ሃገራት ዜጋታተን ምስ ምውፃእ ተተሓሒዙ፤ ሚኒስትር…
ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ኢዩ – ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላምን ኣብ ትግራይ ግዚያዊ ምምሕዳር ምጥያሹን ዝነኣድ ከምዝኾነ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣምባሳደር ክሪስቶፍ ሬዝላፍ ገሊፆም።
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ…
ኤምባሲ ጂቡቲ 60 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምትሕብባር 60 ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ከምዝመለሰ ኣፍሊጡ።
ካብ ሞንጎ እቶም ፍልሰተኛታት 14 ዝኾኑ ኣብ የመን ኣብ ልዑል ፀገም ብምፅናሕ ናብ ጅቡቲ ዝኣተዉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምስ ኩባኒያ መዓድን እንግሊዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኬፊ ምስ ዝተብሃለ ኩባኒያ ኣፍራዪ መዓድናት ወርቂን መዳብን እንግሊዝ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ።
ኬፊ መዓድናት ወርቂን መዳብን ዘፍሪ ኩባንያ እንትኸውን÷ 320 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት ልምዓት መዓድን ኣብ ኢትዮጵያ ተግባራዊ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት 8 ሃገራት ተቐቢለን
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ደብዳበ ሽመት ኣምባሳደራት ሸሞንተ ሃገራት ተቐቢለን።
ኣብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ተረኺቦም ሎሚ መዓልቲ ደብዳበ ሹመቶም ዘቕረቡ÷ ኣምባሳደራት ሃገራት ቱርኪ፣ ስሪላንካ፣ እስዋቲኒ፣ ቺሊ፣ ኣንጎላ፣ ዛምቢያ፣…