Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሓደ ሰብ ናብ ታሪክ ምልስ ኢሉ ክርኢ ዘለዎ ንትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምስ ታሪክ ዘለና ተፃብኦ ንቕድሚት ንከይንስጉም ሓሊኹና፤ ሓደ ሰብ ናብ ታሪክ ምልስ ኢሉ ክርኢ ዘለዎ ንትምህርቲ ጥራሕ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ…

ፀገማት ብምክእኣልን ዘተን ብምፍታሕ ስራሕቲ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ – ሌ/ጄ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገማት ብምክእኣልን ዘተን ብምፍታሕ ስራሕቲ ልምዓት ምጥንኻር ይግባእ  ኢሎም ነበር ኣመራርሓ ሌ/ጄ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም።…

መገዲታት ዕንወት ንጎድኒ ብምግዳፍ ዘለና ሃፍቲ ብዝግባእ ምጥቃም ኣለና-ኣባ ዱላ ገመዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲታት ዕንወት ንጎድኒ ብምነግዳፍ ዘለና ሃፍቲ ብዝግባእ ምጥቃም ኣለና ነበር ኣመራርሓ ኣባ ዱላ ገመዳ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ወግዒ ሶፍ ኡመር ብዝብል ርእሲ ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓታት ዘቲዮም። ኣባ ዱላ…

ክሳብ ሐዚ ኣብ መዋእለይ ከም ባሌ ዝበለ ኩሉ ነገር ኣብ ሓደ ዝሓዘ መሬት ርእየ ኣይፈልጥን -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰሪሕና ንኻልኦት ምሕጋዝ እናተገበአና ንሕና ዘለናሉ ኩነታትን ዝተውሃበና ነገረን ሓቢሩ ኣይኸይድን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ…

ስነ ስርዓት ቀብሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ተፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ተፈፂሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ…

ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣቦ ነይሮም – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣቦ ነይሮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ስነ ስርዓት ዱዓን ምፍናውን ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ሚሊኒዬም ኣዳራሽ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…

ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ዱዓን ምፍናው ኣስከሬንን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ፈተውቲን ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡…

ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ንግዲ ዓለም ንጎዚ ኦኮንጆ ኢዌላ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኢትዮጵያ ናብቲ ትካል ንምእታው ትገብሮ ከይዲ ምቅልጣፍ ኣብ ዝከኣለሎም…

ንኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ስነ ስርዓት ዱዓን ሰላትን እናተወገነ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ን40 ዓመታት ኣብ ዘምሀሩሉ መስጅድ ኑር ስነ ስርዓት ዱዓ (ፀሎት)ን ሰላትን እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡ ኣብ መስጅድ ኑር…

ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት ምውዳድ ትካላት መዳርግቲ ኣካላት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ። ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2018…