Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት ምውዳድ ትካላት መዳርግቲ ኣካላት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ። ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2018…

ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንትን ውልቀ ንምጥንኻር ቆራፅ ኢያ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኢንቨስትመንትን ውልቀ ንምጥንኻር ቆራፅ ኢያ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ገንዘብ፥ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ዓለም ለኸ ኮርፖሬሽን…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ብፁእነቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷ “ኢትዮጵያ ብኣፃብዕቲ ካብ ዝቑፀሩ…

ኢትዮጵያን ኳታርን ናይ ኢንቨስትመንት ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኳታርን ኣብ ልምዓትን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ምስ ኳታር መዘነኦም ቢን ኣህመድ ኣል…

ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ- ጋቪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንምዕባለ ሕብረተሰብ ጥዕና ኣፍሪካ ዘለዋ ግደ መሪሕነት ዝነኣድ ኢዩ ኢሉ ጥምረት ዓለም ለኸ ክታበት(ጋቪ)። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ዓለም ለኸ ጥምረተት ክታበት(ጋቪ) ሳኒያ ኒሽታር ኣብ ዓውዲ ጥዕና…

ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ምልክት ቋንቋ ንምስፋሕ ግቡእ ጠመተ ንክግበር ተሓቲቱ። ዓለም ለኸ ሰሙን ምስማዕ ዝተስኣኖም “ብዘይኣፍልጦ ምልክት ቋንቋ ሰብኣዊ መሰላት ምስማዕ ዝተስኣኖም ክኽበሩ ኣይኽእሉን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዓለም ንመበል 67 ግዘ ኣብ…

ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ ዝረጋገፅ ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍትሓዊ ተረባሕነት ማይ ናይል ብምትሕብባርን ዲፕሎማሲን ጥራሕ  ኢዩ ዝረጋገፅ ኢሎም ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ፡፡ ኣምባሳደር ዘሪሁን ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ካብ…

ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝነበረና ናይ ክልተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ባሌ፣ ወረዳ ደሎ መና ብሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣቢሉ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት ሩባ ወልመል ብመስኖ ብዝግባእ ብምጥቃም መፍረያይነት…

ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ኣብ ከተማታት ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ መግለጫ፥ እቲ ፎረም…