Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 11 ፎረም ጣና ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ኣብ ከተማታት ባህር ዳርን ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡
ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዳይሬክተር ጉዳያት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ዘሪሁን ኣበበ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ መግለጫ፥ እቲ ፎረም…
ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ውፅኢታዊ ተግባራት ተወጊኖም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ተረባሕነት ህዝቢ ዘረጋግፁ ውፅኢታዊ ተግባራት ተወጊኖም ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ፡፡
ምትእስሳር ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን ግደ ክልል ዓፋር ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ዘተ ተኻይዱ፡፡
ዋና ዳይሬክተር…
ገምጋም ኣፈፃፅማ በጀት ርብዒ ዓመት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2018 አፈጻጸም የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኣብቲ ርብዒ ዓመት ዝተሃቀኑን ናይ 90 መዓልቲ ዓበይቲ ተግባራት ዝበፅሑሉ ደረጃ ከምዝግምገም ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ…
ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ገዛኢ ባንኪ ቻይና ፒፕልስ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ምስ ገዛኢ ባንኪ ቻይና ፒፕልስ ፓን ኮንግሼንግ ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለም (ኣይኤምኤፍ)ን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ምትሕብባር ፋይናንስ ኢትዮ ቻይና ኣብ…
ኢትዮጵያ ዞባዊ ሓራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፁ ፕሮጀክታት እናወገነት ትርከብ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ሓራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፁ ፕሮጀክታት እናወገነት ትርከብ ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ።
ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይ ኤም ኤፍ)ን ኣኼባ ሚኒስትራት ኢንሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ…
ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ልምዓት ኮርፖሬሽን ፋይናንስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ልምዓት ኮርፖሬሽን ፋይናንስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም፡፡
ክልቲኦም ወገናት ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ኣይ ኤም ኤፍን ባንኪ ዓለምን ኢዮም ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ራይላ ኦዲንጋ ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ኣብ ብሄራዊ ስታዲየም ናይሮቢ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ስድራ ራይላ ኦዲንጋ፣ ፈተውቲን…
ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ዘተኣማምን ሓይሊ ኮማንዶ ብምስልጣን እናብቀዐ ይርከብ – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ዘተኣማምን ሓይሊ ኮማንዶ ብምስልጣን እናብቀዐ ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ፡፡
ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ብላቴ ብምርካብ 4ይ ዙር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝርከብ ሎጅ ጂንሾን ከባቢኡን ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማይት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ብምዃን ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝርከብ ሎጅ ጂንሾን ከባቢኡን ዑደት ኣሳሊጦም።
ብሄራዊ ፓርክ ጎቦ ባሌ ካብ ኣዲስ ኣበባ 400 ኪሎ ሜትሮ…