Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳን ወጋገንን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳን ወጋገንን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም።
ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ሽረ አንዳስላሰን ከባቢኡን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።
ብተመሳሳሊ ባንኪ ወጋገን ኣብ ኣላማጣን ጥሙጋን…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ነግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ኣፍሊጡ።
እተን ባንኪታት ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ካብ ውሽጢ ዓዲን ወፃእን ዝለኣኽ ገንዘብ ናይ ቕባልን ምቕማሽን ኣገልግሎት ምሃብ ምጅማሩ ካብቲ ባንኪ…
ከተማ ዓብደራፊዕ ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ዓብደራፊዕ ድሕሪ ክልተ ዓመት ትማሊ ምሸት ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺባ።
ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እታ ከተማ ስራሕቲ ፅገና ማእኸላይ ታሕተዋይ መስመር ብምዝዛሙ ኢያ ተረባሒት ኣገልግሎት ኮይና።
እዋናዊ ሓበሬታ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንሓረስቶት ዲጂታል ዕድጊት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ሓረስቶት ስርዓት ዲጂታል ዕድጊት ተጠቒሞም ፍርያት ሕርሻ ዝተዓዳደጉሉ ኣሰራርሓ ዕላዊ ገይሩ።
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ምስ ኤጀንሲ መስፋሕፍሒ ሕብረት ስራሕ ማሕበራት ኦሮሚያ ንምስራሕ ስምምዕነት ተፈራሪሙ፡፡
እቲ ስምምዕነት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዝተፀንዐ ሰርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ኣብዚ ሰሙን ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ሓዱሽ ዝተፀንዐ ሰርዓተ ትምህርቲ ብዝሃ ቋንቋ ኣብዚ ሰሙን ዘተ ክግበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።
እቲ ምምሕዳር ምስ ኩሉ ክፋላት ሕብረተሰብ ትምህርቲ ዝጀመሮ ዘተ ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኣሎ።
ስለዝኾነ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኩለን ከፍላተ…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝርከባ ሆስፒታላት መሊስካ ብምውዳብ ኣገልግሎት ጥዕና ይወሃብ ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ዝርከባ ሆስፒታላት መሊስካ ብምውዳብ ኣገልግሎት ጥዕና ይወሃብ ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ጥዕና ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ኣየለ ተሾመ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስምምዕነት…
ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ልምዓት “ብሉ ኢኮኖሚ” ኢትዮጵያ ዕላዊ ምዃኑ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣፍሊጡ፡፡
ስትራቴጂ ልምዓት ብሉ ኢኮኖሚ÷ ሃፍቲታት ውቅያኖስ፣ ቃላይን ባሕሪን ከምኡ እውን ወደባት ብዘላቕነት ኣብ ረብሓ ምውዓል ማእኸል ዝገበረ ዘፈር…
ጣቢያ መፈልፈሊ ሓይሊ ረጲ ፅገና ይግበረሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ ደረቕ ርስሓት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረጲ ምፅራይ ረሳሕ፣ ፅገና ተርባይንን ጀነሬተርን እናተገበረሉ ምዃኑ ተገሊፁ።
መካየዲ ስራሕ እቲ ጣቢያ ኣይተ ብሩክ ኤባ ከምዝበሉዎ÷ ካብ መወዳእታ ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ እናተሳለጠ ዝርከብ ፅገና ክሳብ…
መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ፀረ ግዕዝይና ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብብርኪ ክልል ንመበል 17 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን ተረኺቦም፡፡
እቲ…
ኣብ ዛምቢያ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ዘፃሪ ጉጅለ ናብቲ ቦታ ተላኢኹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያ ወፃኢ ፌዴሬኢ ኣብ ጥቓ ርእሰ ከተማ ዛምቢያ ሉሳካ ኢትዮጵያውን ኢዮም ተባሂሎም ዝተጠርጠሩ 27 ሰባት ምሟም ስዒቡ ዝምርምር ጉጅለ ናብቲ ቦታ ልኢኹ።
እቲ ሚኒስቴር÷ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ንምእታው ኣብ ዝግበር ዘይሕጋዊ ጉዕዞ ኢትዮጵያን…