Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
3ይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ፎረም ሰላምን ድሕንነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ መኽፈቲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘወዴ ሓዊሱ ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ልዑል ሓላፍነት ዝርከባ ከምኡ እውን ኣብ ከይዲ ህንፀት ሰላም ፅዕንቶ ፈጠርቲ…
ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ – ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሳተፉሉ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ -ኣሜሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ትኹረት ገይሩ ክዝቲ…
ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውሕመ ምስ ኢትዮጵያ ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን ልምዓትን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ፈጠራ ስራሕን ኢንዱስትሪን ብሓባር ንምስራሕ ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ÷ ምስ ቤት ፅሕፈት ኮንፈረንስ ንግዲን…
ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ኦሞ ምስ ጅብሰም ተፃዒኑ ናብ ኬንያ ክሳገር ዝነበረ 6 ሺሕን 150 ኪ.ግ ካናቢስ ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ምሓዙ ፖሊስ እታ ዞባ ኣፍሊጡ።
እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ዝፀዓነት ተሽከርካሪት ኣብ ጉዕዞ መስመር ኤርቦሬ እናሃለወት ወረዳ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ንምስታፍ ዋሽንግተን ዲ ሲ ይርከቡ።
ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ሚኒስትር…
ከተማታት ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ባንኪ ብህፁፅ ንክጅመረለን ሓቲተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳራት ከተማታት ኣላማጣን ኮረምን ኣገልግሎት ባንኪ ብህፁፅ ንክጅመረሎም ሓቲቶም።
ከንቲባ ከተማ ኣላማጣ ሃይሉ ኣበራን ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ገበርናን ከተማ ኮረም ሰላም ደበሳይ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ብዘይካ…
ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ንልዕሊ 24 ሺሕ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ደገፍ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ።
እቲ ደገፍ ዝተፈላለዩ ናውቲታት ገዛ ዘካተተ እንትኸውን፥ ኣብ ራያ ቆቦም ኣላማጣን ተመዛቢሎም ንዝነበሩ ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ገሊፁ።
እቲ…
ንዕዉትነት ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ብልፅግና ሓላፍነቱ ብኣግባቡ ክዋፃእ ይግባእ-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዕዉትነት ሃገራዊ መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ብልፅግና ሓላፍነቱ ብኣግባቡ ክዋፃእ ይግባእ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
“ዓቕሚ ብውፅኢት ፈተና ብዕውትነት” በዝብል መሪሕ ቃል ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና…
ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንነዊሕ እዋን ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ተቛሪፁወን ዝፀንሓ ከተማታት እንዳባጉናን ሰለኽላኻን ዳግም ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ረኺበን፡፡
እተን ከተማታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክረኽባ ዝኸኣላ÷ ፅገና ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ሽረ ከምኡ እውን…
ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ዳግም ኣገልግሎት ንመሃብ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ኣፍሊጡ ።
ተቛሪፁ ዝነበረ ኣገልግሎት ባንኪ ንኽጅመር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዝሃቦ መተሓሳሰቢ÷ ባንኪ ኢንተርናሽናል ኣንበሳ ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ባንኪ…