Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሾም።
ግዕዚይናን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምክልኻል ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ብዝተወደበ መገዲ ውፅኢታዊ ንምግባር እቲ ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ተገሊፁ።
እቲ ኮሚቴ…
ውፅኢት ሰልጣነ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ምስ ስነ ምህዳር መሬትና ብምዝማድ ንምፍፃም ዓለም ከምዘለዓዕል ምንም ጥርጣረ ኣይብለይን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሰልጣነ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ምስ ስነ ምህዳር መሬትና ብምዝማድ ንምፍፃም ዓለም ከምዘለዓዕል ምንም ጥርጣረ ኣይብልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
“ኣፍሪካ፥ ዓለም ለኸ ጎፍጓስ ህፁፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካን…
ኣብ ልዕል ምክትል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ኣርባዕተ ሰራሕተኛታትን ከቢድ ገበን ክሲ ግዕዚይና ተመስሪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕል ምክትል ኣገልግሎት ብሄራዊ መረዳእታን ድሕንነትን ተስፋዬ ደሜን ኣርባዕተ ሰራሕተኛታት እቲ ኣገልግሎትን ከቢድ ገበን ክሲ ግዕዚይና ተመስሪቱ።
እቶም ተጠርጠርቲ ብስም እቲ ኣገልግሎት 29 ሺሕን 200 ኩንታል ሲሚንቶ ካብ ክልተ ፋብሪካታት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም።
እቲ ሽልማት፥ “ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ጎፍጓስ ህፁፅነት” በዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካን ኣካዳሚ ኦፍ ኣቺቭመንትን ግሎባል…
ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎቱ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ ትግራይ ኣብ ቀረባ እዋን ሙሉእ ኣገልግሎት ባንኪ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ሒሳቡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣገልግሎቱ ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላዉ ከምዝዛዘመ ገሊፁ።
ብመሰረት እዚ ኣብ…
1 ሺሕን 162 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 162 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 18 ዝሕቲ 18 ዓመት ህፃናትን እንትኾኑ፥ እቶም 1…
ወ/ሮ ሰመሪታ ሰዋሰው ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፊንላንድ ፓሲ ሂልማን ምስ ዝረመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ዝቕፅል ክልቲአን ሃገራት ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳያት…
ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሕብረት ዝገበሮ ሓገዝ ንልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋስውን ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ…
ውሕመ ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣብ 2023 ንሃንደበታዊን ተገማቲን ሓደጋታት ዝኸውን ክሳብ ሐዚ 409 ሚሊየን ዶላር ከምዝኣከበ ኣፍሊጡ።
“ደገፍ ንኹሉ ካብ ኩሉ” ብዝበል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዳለወ መተኣኻኸቢ እቶት ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ተሳትፎ…
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከፃሪ የፃሪ ኣለኹ ኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከምዘፃሪ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ኣቢሉ ናብ ደቡብ…