Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ሌንጮ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር ወሊድ ብን ኣብድልከሪም ኣልኽሬይጂ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ርክብ ከምዝገምገሙ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተኸበረ በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሰላም ተዛዚሙ – ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ክልል ሲዳማ ሎሚ መዓልቲ ዝተኸበረ መበል 17 ኣብ በዓል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ብሰላም ከምዝተዛዘመ ቢሮ ፀፅታን ሰላምን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ውዳበ ፀፅታ ፌዴራልን ክልልን ምስ መናእሰይ እቲ ከባቢን ዘተፈላለዩ ክፋላት…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ፕሬዚዳንት ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ብምዃን ተመሪፆም።
መበል 24 ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ…
ስራሕቲ ምኽባር ሕጊ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመስዋእቲ ሓይሊ ፀፅታን ቅኑዕ ምትሕብባር ህዝቢን እናተመሓየሸ ዝመፅአ ሰላምና ንደሓር ንምምላስ ዝንቀሳቐሱ ኣካላት ንምቁፅፃር ዘሳልጦ ተግባር ምኽባር ሕጊ ተጠናኺ ከምዝቕፅል ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ ውሑዳት ዓማውቲ ኣዲስ ኣበባ…
ብንፅል ጎሊህና ንኽንረአ ዘይኮነስ ብሓባር ንምዕምባብ ኣእምሮና ዘስረውዕል ክኸውን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብንፅል ጎሊህና ንኽንረአ ዘይኮነስ ብሓባር ንምዕምባብ ልብና ቅኑዕ ኣእምሮና ዘስረውዕል ክኸውን ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኸበረ ኣብ ዝርከብ መበል 17 በዓል መዓልቲ…
ብዝሃነት ዘኽበረ ስርዓት ፌዴራል ንምህናፅ ብዝተወደበ መልክዑ ዝተጀመረ ስራሕ ምጥንኻር ይግባእ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝሃነት ዘኽበረ ስርዓት ፌዴራል ንምህናፅ ብዝተወደበ መልክዑ ዝተጀመረ ስራሕ ምጥንኻር ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ መበል 17 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ…
1 ሺሕን 20 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 20 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 11 ህፃናትን ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን…
ናይ ሓባር ገዛና ብሓባር ንሓሉ – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድኽነት ታሪኽ ንምግባር ብሓባር ርብርብ ብምግባር ናይ ሓባር ገዛና ኢትዮጵያ ብሓባር ንሓሉ” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሊዳሞ ፀዊዖም።
ኣይተ ደስታ ኣብ መበል 17 በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷…
ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታትን ብፖለቲካ ምሽቃጥን ንኢትዮጵያ ጉልበት ዘስእን ጥራሕ ዘይኮነስ ዝብትን ፀረ ሓድነት ኢዩ – ዶ/ር ለገሰ ቱሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዋልታ ዝረገፁ ኣተሓሳስባታትን ብፖለቲካ ምሽቃጥን ንኢትዮጵያ ጉልበት ዘስእን ጥራሕ ዘይኮነስ ዝብትን ፀረ ሓድነት ኢዩ” ክብሙ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…
ሃዋሳ መበል 17 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታትን ተተኣናግድ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃዋሳ መበል 17 በዓል መዓልቲ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታትን ብድምቀት ተተኣናግድ ኣላ።
ኣብ ስታዲየም ሃዋሳ እናተሳለጥ ኣብ ዝርከብ እቲ በዓል÷ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተወከልቲ ዝተፈላለዩ ብሄራትን ብሄረሰባትን፣ ነበርቲ ከተማ ሃዋሳን…