Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ሕጊ ንግዲ ብምኽላስ ሓዱሽ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ደንጊጋ ኢያ – ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕጊ ንግዳ ከምዝኸለሰትን ሓዱሽ ኣዋጅ ኢንቨስትመንት ከምዝደንገገትን ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣፍሊጦም
ዓለም ለኸ ትካላት ንግዲን ሰብ ሃፍቲን ዝሳተፉሉ ፎረም “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ይሳለጥ ኣሎ።
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 20 ስሩዕ ኣኼቡኡ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ቤት ምኽሪ÷ኣብ ማእኸላይ ዘበን /2016-2020/ ማክሮ ኢኮኖሚን ማዕቐፍ ፊሲካልን ብምዝታይ ኢዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
እቲ ማዕቐፍ ብቐንዱ በጀት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቭርስቴ ኒዲሽሚዬ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራ ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ…
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ቀብሪ ኣርቲስት ዘሪሁን ወዳጆ ኣብ ካቴድራል ቅድስት ሰስላሴ
ተፈፂሙ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ መንግስቲ ከምኡ እውን ስድራ እቲ ኣርቲስትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም።…
ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶም ስራሕቲ ዳግመ ህንፀትን ምትካል እግሪን ሓገዝ ከምትገብር ቻይና ገሊፃ።
ኣቐባሊት ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ማኦ ኒንግ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪተን ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ተፈቲሑ ከይዲታት ሰላም…
ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ንዘፈር ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዑል ምንቐቓሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ንዘፈር ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ልዑል ምንቐቓሕ ከምዝፈጠረ ተሓቢሩ፡፡
በዚ ድማ ስራሕ ኣቋሪፆም ዝነበሩ ፋብሪካታት ናብ ስራሕ ንኽምለሱ ዘኽአለ ውፅኢት ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስቴር ኢንዱሰትሪ፣ ቢሮ ኢንዱስትሪታት…
ፎረም “ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካላት ንግዲን ሰብ ሃፍቲን ዝሳተፉሉ “ፎረም ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ፎረም ኮሚሽነር ኢንቨሰትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ፣ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይ ኣሕመድ ሺዴ፣ ዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ፣ ዲፕሎማሰኛታት፣…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ቡሩንዲ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ቡሩንዲ ኣቲዮም፡፡
ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣርባዕተ ሃገራት ኣፍሪካ ዑደት ስራሕ እናገበሩ እንትኾኑ÷ ኣብ ታንዛኒያን ኮሞሮስን ፃንሒት ገይሮም ኢዮም፡፡
ቡሩንዲ…
ፎረም ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ዝሕደስ ሓይሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ኢነርጂ ኣፍሪካ ብምትሕብባር ዘሰናድኡዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ(ዶ/ር ኢ/ር)÷ ህዝቢ ኢትዮጵያ…
ብሕማም ኩሊት ዝደቀሰ ሰብ ኣምሲሎም ብሰበብ ሕክምና ገንዘብ እናኣከቡ ዝተረኸቡ 4 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ "ሚኒባስ" ተሽከርካሪት ሰብ ዘይብሉ ፍርናሽ ኣንፂፎም ብሕማም ኩሊት ዝደቀሰ ሰብ ኣምሲሎም ብሰበብ ሕክምና ገንዘብ እናኣከቡ ዝተረኸቡ ኣርባዕተ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቶም ውልቀ ሰባት ተግባር…