Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንፀገማት ኣፍሪካ ኣፍሪካዊ መፍትሒ ንምንዳይን ኣህጉርና ፅንዕቲ ንምግባርን ብሓባር ምስራሕና ክንቅፅል ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ኣሕዋት መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ክልቲኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምዝተዛተዩ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብሕልፈት ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ብሕልፈት ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ልዕሊ መቓብር ሓዲጉዎ ዝኸደ ሰናይ ሽምን ብዙሓት ስራሕቱን እናተዘከሩ ክነብሩ…
ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሞያን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም ዛዕባታት ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ተዛቲየን፡፡
ኣብ ዘተአን ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲን ስልጠናን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእላሎም…
መንግስቲ ፌዲሪኢ ኣውሮፕላን መገደኛታት ታንዛኒያ ተሓምሺሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌደራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣውሮፕላን መገደኛታት ታንዛኒያ ኣብ ቃላይ ቪክቶሪያ ተሓምሺሻ ብዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ።
መንግስቲ ፌዲሪኢ በቲ ሓደጋ ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት መሪር ሓዘኑ ዝገለፀ እንትኸውን÷…
ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ኣሊ ቢራ ፅባሕ ኣብ ኣደባባይ ሕውነት ክካየድ ኢዩ።
ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ፥ እቲ ኣስከሬን ቢሸፍቱ ካብ ዝርከብ መንበሪ ገዛ እቲ ኣርቲስት ናብቲ ኣደባባይ ክመፅእ ኢዩ ኢሉ።
እቲ ስነስርዓት ፅባሕ ካብ ሰዓት…
ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክኻል ኢትዮጵያን ዕጡቓት ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዘዝቲ ሰራዊት ምክኻል ኢትዮጵያን ዕጡቓት ትግራይን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም።
ብመሰረት እቲ ስምምዕነት ሰላም፥ ወተሃደራዊ ኣመራርሓታት ኣብ ውሽጢ 5 መዓልታት ብምርኻብ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ናይሮቢ ዘተ ተጀሚሩ ኣሎ።
ክሳብ ሐዚ እቲ ከይዲ ስምምዕነት…
ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ዝጠመተ ስልጠና ዲፕሎማታት ተጀሚሩ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፅዕንቶታት ዲፕሎማሲ ምዃና ሓቢረን።
ስለዝኾነ ዲፕሎማታት ዝዋኑ ዘገናዘበ ስራሕ…
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ብሕልፈት ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ደቡብን ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
እቶም ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም÷…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ ሓዘን÷ “ሕልፈት እቲ ፍሉጥ ድምፃዊ ንኢትዮጵያውያን ጉድኣት ኢዩ” ኢሎም።
“ብዜማታቱ ሕብረት፣ ናፅነትን…
ድምፃዊ ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ክብሪ ዶክተር ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ።
ልዕሊ 50 ዓመታት ኣብ ኢንዱስትሪ ሙዚቃ ዝፀንሐ ድምፃዊ ዓሊ ቢራ÷ ብዝሓደሮ ሕማም ብሕክምና እናተሓገዘ ከምዝፀንሐ ይፍለጥ፡፡
ትማሊ ኣጋግዘ ድማ ካብዛዐ ዓለም ብሞት…