Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ሕድሳቱ ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ብ1927 ዓ.ም ከምዝተመሰረተ ዝዝረበሉን ብርክት ዝበሉ ህቡባት ከየንቲ ዘፍረየ “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት”…

ፈላማይ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዳላውነት ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መአከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝምን ፍልስፍን ንሓድሽ ወለዶ ኣፍሪካ ምፍላጥን ሕብረት ምጥንኻርን ዝዕላምኡ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ኣሜሪካ ምስ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣሜሪካ ዋሸንግተንን ከባቢኣን ምስ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያን ተዛቲየን። እተን ከንቲባ÷ ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምርካብ ኢየን ኣብ ዓውዲታት…

ኮረም ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓሳ ትምለስ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኮረም ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓሳ እናተመለሰት ምዃና ነበርቲ እታ ከተማ ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ብምኽፋቱ ነበርቲ እታ ከተማ ብምኽባር ናብራ እናተሳቐዩ ከምዝነበረን ብሰላም ወፂኦም ክኣተው ዘይኽእሉሉ ብርኪ በፂሖም…

8ይ ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ- ሩሲያ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)8ይ ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ- ሩሲያ ዝቕፅል ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ÷ 8ይ ጉባኤ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ኢትዮ- ሩሲያ ንምክያድ…

ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ሃበራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሞዛምቢክን ኣብ ሃበራዊ ክልተኣዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ምስ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሪፐብሊክ ሞዛምቢክ ላውሪን ፍራንሲስኮ ተዛቲዮም፡፡ ቀንዲ ትሕዝቶ ልዝቦም…

ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓላፍነት ዝጎደሎም ኣካላት ንሓደገኛ ኣጀንዳ ፖለቲካ እንትበሃል ዝፈጥሩዎም ዘለዉ መሰረት ኣልቦ ፀለመታት ኢትዮጵያ ተውግዝ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። በምዕራባዊያን ዝተፈላለዩ ኣካላት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝንዝሑ ናይ ሓሰን…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መኽዘን ብምእታው ንቐለብ ዕጡቓቱ ዝጥቀመሉ ዝነበረ ስርናይ ንህዝቢ ተኸፋፊሉ። ካብ ገብረ ራዕዲ ናፃ ዝወፅኡ ነበርቲ ሰራዊት ምክልኻል ድሕነነት ህዝቢ ብምሕላውን እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ነዕላማ ኲናት ከውዕሎ ዝነበረ ናይ…

ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ከምዝፃወት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ንኽቕፅል ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት እናተዛተየ ይርከብ።…

ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሃንቀውታ ትፅቢት እናተገበረሉ ዝነበረ ምዕራፍ 12 ውድድር ናይ ተዓወትቲ ተዓዋታይ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክጅምር ኢዩ። ተዓወትቲ ውድድር ምዕራፍ ምዕራፍ 9፣ ምዕራፍ 10ን ምዕራፍ 11ን ዝሳተፉሉ እቲ ውድድር÷ 14 ተወዳደርቲ ኣብ ክልተ ምድብ…