Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ቤት ትምህርቲ መማዕበሊ ተውህቦ መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ቡራዮ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መማዕበሊ ተውህቦ መሪቖም ከፊቶም።
እቲ ቤት ትምህርቲ ፍሉይ ክእለት ዘለዎም ዜጋታት ተውህቦኦም ዘርእይሉ ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ተምህርቲን…
ምዕራባዊያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታዊነትን ፅዕንቶን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተወሰኑ ምዕራባዊያን ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብርዎ ኢድ ኣእታዊነትን ፅዕንቶን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ብራስለስ ይካየድ ኣሎ
ኣብቲ ሰልፊ ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ዝነብሩ ኢትዮጵያዊያን፣ ትውልደ-ኢትዮጵያውያንን ፈተውቲ ኢትዮጵያን ይሳተፉ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣባላት ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ፎረም ጣና ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ምምፅኦም ይዝከር።…
ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሓ ኣብ ዓለምለኸ ዉድድር ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሓ ኣብ ዓለምለኸ ዉድድር ተዓዊቱ ፡፡
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በካሊ ጋዝ ዘትርፍ ዘበናዊ ስርዓት ኣወጋግዳ ደረቕ ጉሓፍ ብምዝርጋሕ ዝተግበረቶ ሰናይ ተግባር ኣብ…
ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መንግስቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንምስታፍ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን፥ መንግስቲ ብሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ ዘተ ሰላም ንምስታፍ ድልዊ ከምዝኾነ ኣፍሊጦም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሕብረት ኣፍሪካ ዘተ…
ኣብ ክልል ደቡብ ልዑል ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ በጀት ዓመት 2014 ልዑል ኣፈፃፅማ ንዘመዝገቡ ፈፀምትን ትካላትን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳው፣ ዋና ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል…
መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 24 ዓመታዊ ጉባኤ ዓውዲ ጥዕና ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ፣ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ሚኒስትር ዴኤታታት ጥዕና፣ ሰብ ሞያ ውድብ ጥዕና ዓለምን በቢብርኩ ዘሎዉ ሓለፍቲ…
ኣብ ክልል ትግራይ ካብቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝሳለጠ መገዲ ንኽበፅሕ እኹል ምድላው ተገይሩ – ንሰብኣዊ ሃገዝ…
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ካብ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናፃ ዝወፅኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝሳለጠ መገዲ ንኽበፅሕ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ንሰብኣዊ ሃገዝ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፍሊጡ።
ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር፣…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ ብዛዕባ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ብኲናትን ድርቂን ዝተጎድኡ ከባቢታት ሰብኣዊ ሓገዝ ምቕራብ፣ ኩነታት ኣብቶም ከባቢታ ዝርከቡ ህፃናትን ደቂ…
ዘይተገበአ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሓዊሱ ምዕራባውያን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ፅዕንቶን ኢድ ኣእታውነትን ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ሰልፊ ዝቕፅል ሰንበት ኣብ ፊት ንፊት ዋይት ሃውስ ከም ኣቆፃፅራ ኢትዮጵያ ምሸት ሰዓት ሰለስተ ከምዝካየድ…