Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኪዩር ኢትዮጵያ ን3 ሽሕን 200 ህፃናትን መናእሰይን ኣገልግሎት ሕክምና ንምሃብ ምእንፋቱ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኪዩር ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት ጉድኣት ኣካልን ሕማምን ንዘለዎም ን3 ሽሕን 200 ህፃናትን መናእሰይን ኣገልግሎት ሕክምና ንምሃብ ምእንፋቱ ገሊፁ፡፡
ኪዩር ኢትዮጵያ ትማሊ ን46 ጉድኣት ኣካል ህፃናትን መናእሰይን ዘመናዊ ሰብ ሰራሕ ኣካል ድጋፍ ገይሩ።…
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ቤት ምኽሪ ኮርፖሬት ኣፍሪካ ብዛዕባ ተጠቃምነት ነፃ ዕዳጋ ኣጎዋ ዘትዮም።
ኮርፖሬት ካውንስል ፎር ኣፍሪካ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪካ ዘተኮረ ፎረም ንግዲ እንትኸውን፥ ቀንዲ ትኹረት እቲ ዘተ ኣብ ኣጠቓቕማ ዕድል…
ሰላምን ፀጥታን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኣውፃእቲ ሕጊ ሓላፍነቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰላምን ፀጥታን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ኣውፃእቲ ሕጊ ሓላፍነቶም ብኣግባቡ ንኽዋፅኡ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ሓቲቶም፡፡
መድረኽ ዘተ ኣውፃእቲ ሕጊ ሃገር ለኸ፣ ክልላትን ክልቲኦም ምምሕዳር ከተማን ኣብ ከተማ ጅማ ይካየድ ኣሎ፡፡…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ዘትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣፍሪካ ዑደት ኣብ ምግባር ምስ ዝርከባ ልእልቲ ዌሴክስ እንግሊዝ ሶፊ ራይስ-ጆንስን ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ሰብኣዊ ሓገዛት ኣድሂበን ተመያይጠን።
ኣብ ምይይጠን ዓይነ-ስውርነት ኣብ ምጥፋእ፤ ኣብ እዋን ኲናት ዝበፅሑ…
ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ንፎረም ጣና ናብ ባህርዳር ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ልኡላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ንፎረም ጣና ናብ ባህርዳር ኣትዮም።
ሌተናል ጀነራል ዓብዱልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝኣተዉሉ እዋን ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌደራል ኣብይ ኣሕመድ…
ፎረም ጣና ኣብ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ኣብ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ባህርዳር ኣትዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…
ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሰጉሞ ቅዋም መምርሒ ዘይብሉ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ – ሙሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘሰጉሞ ቅዋም መምርሒ ዘይብሉ ምዃኑ ብግልፂ ዘርኢ ከምዝኾነ ተንተንቲ ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ገሊፆም።
ኣባል ሃገር እቲ ሕብረት ዝኾነት ኣየርላንድ እናንፀባረቐቶ ትርከብ ቅዋም ተቐባልነት የብሉን ኢሎም…
በቢእዋኑ ዝነበሩ መንግስቲታት ኢትዮጵያ ንናፅነት ህዝቢ ኣፍሪካ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎም – ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዚ ዘሎ ይኹን በቢእዋኑ ዝነበሩ መንግስቲታት ኢትዮጵያ ንናፅነት ህዝቢ ኣፍሪካ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎም ክብሉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ገሊፆም።
“ምንካይ ስግኣታት ድሕንነት፣ ፀገማት ምፅዋርን ንደልያ ኣፍሪካ ምህናፅን”…
ኣገልግሎቱ ድሕንነት ፋይናንስ ናይ 13 ትካላት ስራሕ ቤቲንግን 109 ዝንቀሳቓሎም ሒሳብ ባንኪን ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎቱ ድሕንነት ፋይናንስ ኣብ ፋይናንስን ኢኮኖሚን ገበናት ዝፍፅሙ ኣካላት ምውሳድ ዝጀመሮ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣፍሊጡ።
ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር ዝኾነ ዓይነት ኢኮኖሚያዊ ምኽንያት ኣብ ዘይብሉ ኣብ ፀሊም ዕዳጋ ብልዑል ኩነታት እናሰወሰኸ…
ኣይተ ዛዲግ ኣብረሃ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማላይ ሚኒስትር ሚኒስትር መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብረሃ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ደቡብ ሱዳን ማይክ ኣይህ ዴንጋ ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒትር ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ…