Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ፖሊስ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬትስ ተዓዚቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴሪኢ ደመላሽ ገ/ሚካኤል ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ኣቡዳቢ ተረኺቡ ስራሕቲ ፖሊስ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬትስ ተዓዚቡ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ዱባይ እንትበፅሕ ብሚኒስትር ውሽጣዊ ጉዳያት ሕቡራት…

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣረኣእያ ምዕራብያውያን ዝተዛበዐ ኢዩ – ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጄራልድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ጎንፂ ንኽናዋሕ ኣረኣእያን ምላሽን ምዕራባውያን ሚዛናዊ ዘይምዃ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከተ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጄራልድ ገሊፀን፡፡ ዳይሬክተር ቤት ትምህርቲ ዓለም ለኸ ጉዳያት ካናዳ ዝኾነ ፕሮፌሰር ኣን ፊትዝ ጄራልድ÷…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ 411 ጊጋ ዋት ሰዓት ኣፈልፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2015 ካብ ዝፈልፈለ ሓፈሻዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 10 ሚኢታዊ ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከተ ቤት ፅሕፈት ፈፃሚ ስራሕ ኦፕሬሽን መፈልፈሊ ሓይሊታት ኣፍሊጡ። መካየዲት ስራሕ ትልሚ እቲ ቤት ፅሕፈት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ካቲያ ኮል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ካቲያ ኮል ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ጣና ፎረም ንምስታፍ ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚነሲትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ሙዚየም ሳይንስ ተዓዚቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃምዛ÷ኣብ ዓውደ ምርኢት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ 2022ን ሙዚየም ሳይንስን…

ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ጂቡቲ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕውነት ኣፍሪካን ሓምለዋይ ኣሰር ዲፕሎማሲን ዕላማ ዝገበረ ጉጅለ ልኡኽ መናእሰይ ኢትዮጵያ ጂቡቲ ኣቲዩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ጂቡቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኣመቦሊ እንትበፅሕ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬን ላዕለዎት…

ፓርቲ ብልፅግና ምሕዝነት ኢትዮ-ቻይና ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ክሰርሕ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዚህዎ ዚሁዋን ተዛቲዮም። ኣብ ዘቶም ብዙሓት ርእሰ ጉዳያ ዘልዐሉ እንተኾኑ÷ ሓበራዊ ተረባሕነት ንምስፋሕ፣ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር…

40 ኤፍ1 ቦምባን 15 ክላሽንኮቭን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምዕራብ ጎንደር ወረዳ መተማ ንኡስ ወረዳ ማጠቢያ ቀበሌ ጉባይ ንተግባ ግብረ ራዕዲ ክውዕሉ ዝነበሩ 40 ኤፍ1 ቦምባን 15 ክላሽንኮቭን ምሓዙ ፖሊስ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ክፍሊ ምርመራ ታክቲክ ወረዳ መተማ ኃላፊ ረዳት ኢንስፔክተር ቸኮል ወርቄ…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 62 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ተፀዋዕቲ ትካላቱን ንሰራዊት ምክልኻል ዝኸውን ልዕሊ 62 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም። እቲ ሓገዝ ሚኒትር ዲኤታ ፕላንን ልምዓትን ጥሩማር ኣባተንን ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ፖሊሲን መፅናዕቲን…

ተፈተንቲ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ክኣትዉ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ነናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ከምዝኣትዉ ሚኒስቴር ትምሀርቲ ኣፍሊጡ። ኣብ ካልኣይ ምዕራፍ ዓውዲ ትምህርቲ ተፈጥሮ ሳይንስ ተፈተንቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 8 ጥቅምቲ…