Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ብስምምዕነት ሰላም ንኽዛዘም ወሳኒ ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ስነ-ስርዓት ምስጋናን ኣፍልጦን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዝነበረ ጎንፂ ብስምምዕነት ሰላም ንኽዛዘም ወሳኒ ግደ ንዝነበሮም ኣካላት ስነ-ስርዓት ምስጋናን ኣፍልጦን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደባባይ ወዳጅነት 'ኲናት የኣክል፤ ሰላም ነፅንዕ’ ብዝብል መሪሕ…
ኣብ ትካላት ጥዕና መንግስቲ ዲጅታላይዝ ኣገልግሎት ዝርገሐ መድሓኒት ተግባራዊ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላትን ትካላት ጥዕናን ዲጅታላይዝ ኣገልግሎት ዝርገሐ መድሓኒት ተግባራዊ እናተገበረ ምዃኑ ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ቀረብ መድሓኒት ኢትዮጵያ ሰለሞን ንጉሴ፥ ኣፋውስ ካብ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዝፀንሐ ርክበን ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት…
ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ንነበር ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጀኔራል ሰዓረ መኮንን ዘህነፆ ሓውልቲን ብስሞም ዝሰየሞ ፓርክን ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።
ህንፀት እቲ ሓውልቲን ፓርክን ኣብ ከባቢ ቦሌ ርዋንዳ ኣዲስ ኣበባ ኢዩ ተሃኒፁ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት…
21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመንግስቲ 21 ቢሊየን ብር ድጎማ ዝተገበረሉ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ንሓረስቶት ብተመጣጣኒ ዋጋ ንኽቐርብ ኣድላዪ ቁፅፅር ከምዝግበር ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ፈፃሚ ስራሕ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ከበደ ላቀው፥ ንዘበነ…
ኣብ ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛር ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ ምንቅስቓስ ንግዲ ክቕፅል ንምግባር ተጓዓዢ ባዛርን ፓናል ዘተን ክጅመር ምዃኑ ተገሊፁ።
እቲ ተጓዓዚ ባዛርን ፓናል ዘተን “ምንቅስቓስ ንግዲ ሰላም ትግራይ ንዞባዊ ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ፡፡…
ኣብ ክልል ደቡብ ዘጋጥም ድርቂ ብዘላቒ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ተደጋጋሚ ድርቂ ኣብ ዘጋጥሞም ከባቢታት ብዘላቒነት ድርቂ ንምፅዋር ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ቢሮ ሰበኽ ሳግም እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
መርሃ ግብሪ መጀመሪ፥ ፕሮጀክት ድሕንነት ምግቢን ስርዓተ ምግቢን ቀርኒ ኣፍሪካ (ብሪፎንስ)…
ቀ/ሚ ኣቢይ አሕመድ ኣብ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስራሕቲ ትሩፋት ሌማት ተዓዚቦም።
ኣብቲ ዑደት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ቀዳማዊ እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ከምዝተረኸቡ ካብ ቢሮ…
መበል 1444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ብድምቀት ዝኽበር ስነ-ስርዓት ዒድ ሶላት በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብዙሓት ህዝበ ሙስሊም…
በዓል ዒድ ኣልፈጥር ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ኣብ ከተማ መቐለ፣ ጅማ፣ ሃረር፣ ጅግጅጋ፣ ኣሰላ፣ ደብረብርሃን፣ ኣሶሳ፣ ባህርዳር፣ ኣዳማ፣ ሰመራ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ…