Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ስምምዕነት ምትሕብባር ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሊባባ ግሩፕን ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ንመሃዝቲ ስራሕ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ኣካይዶም።
እቲ ስምምዕነት፥ ኣሊባባ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ፈጠርቲ ስራሕ ቴክኖሎጂ ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ብተወሳኺ…
ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ እታወታት ዕደና ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ይስራሕ ኣሎ – ኢንጂነር ታከለ ኡማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ እታወታት ዕደና ብናይ ውሽጢ ዓዲ ንምትካእ ብትኹረት እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ገሊፆም።
ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ቅድሚ ሕዚ ንዘፈር ዕደና ዝዋሃቦ…
83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ኣብቲ ዓዲ ምስ ዝርከብ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ብምዃን 83 ተቓላዕቲ ፍልሰኛታት ካብ ጂቡቲ ናብ ሃገሮም መሊሱ።
እቲ ኤምባሲ ሰነድ ጉዕዞ ብምስንዳእን ግንዛበ ብምሃብን እቶም ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንክምለሱ…
ካብ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ተፋሳስ ኣባይ ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ዝርከቡዎ ልኡኽ ኣብ ፕሮጀክት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዶም።
እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ትካላት ምርምር ዝሰርሑ ሙሁራን ሃፍቲ ማይ፣ ነበር ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እተን ሃገራትን ሰብ ሞያ…
ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ካብ ፍርያት ወርቂ ልዕሊ 560 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ካብ ፍርያት ወርቂ ልዕሊ 560 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር መዓድን ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝሓለፉ ስርዓታ ዘፈር መዓድን ንካልኦት ዓውዲታት ዝተውሃቦ ትኹረት ዝኣክል እንተይረኸበ ምፅንሑ ሚኒትር ዲኤታ እቲ…
መዓልቲ መፍረያይነት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ዕዉት ሓበራዊ ፃዕሪ መፍረያይነት ንዕቤት ሃገር’’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መዓልቲ መፍረያይነት ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ይኽበር ኣሎ።
ሚኒስቴር ሕርሻ፣ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ፣ ሚኒስቴር መዓድን፣ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ሚኒስቴር ልምዓት…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ እንስሳት ግፍዒን በደልን ይፍፅም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ብሄረሰብ ዋግህምራ ወረዳ ጋዝጊብላ ቁሸት ዛሮታ ንብረት ሓረስቶት ዝኾኑ እንስሳት ብምቕታል ቀንዲ ፀላኢ ህዝቢ ምዃኑ ኣርኢዩ ተባሂሉ።
በቲ ወራሪ ጉጅለ ጉድኣት ዝበፅሖም ሓረስቶት፥ “ሓሪስና፣ ኣልሚዕና ቆልዑት ክነዕብየሉ ኢና፤…
ኣምባሳደር ስለሺ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ንኢዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ድምፂ ኢትዮጵያን ንምስማዕ ሰላማዊ ሰልፊ ንዝገበሩ ኣባላት ዳያስፖራ ናእደኦም ገሊፆም።
ካብ ከባቢ ዋሸንግተን ዲሲን ካልኦት ግዝኣታትን ብምትእኽኻብ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝግበር…
ዓወትና ብፃዕርና ይዕቀን። ልዑል ዓወት ኣብ ድሕሪኡ ዓብዪ ዋጋ ዝኽፈሎ ኢዩ-ሚኒስትር ታከለ ኡማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወትና ብፃዕርና ይዕቀን። ልዑል ዓወት ኣብ ድሕሪኡ ዓብዪ ዋጋ ዝኽፈሎ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ዕደና ፌዴሪኢ ታከለ ኡማ ገሊፆም።
ዝሓሸ ፅባሕ ንመፃኢ ትውልዲ ንምርካብ ዘለና ሃፍቲ ሰብን ተፈጥሮን ምስ ቴክኖሎጂ ብምውዳድ ዝገጥመና ፈተና ናብ ዝሓሸ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉመን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ምምሕዳር ዋግ ህምራ ብሄረሰብ መዓስከር ወለህ ሓንቲ ኣዶን ኣርባዕተ ህፃናትን ሓዊሱ 25 ንፁሃን ቀንፂሉ።
ካብቲ መጥቃዕቲ ዝተረፉ መሰኻኽር ዓይኒ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብቲ መዓስከር ኣቲዩ ዘየብፅሖ ግፍዒ…