Browsing Category
ስፓርት
ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ተፀምቢረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ጋንታታት ሴኔጋልን ሞሮኮን ኣብ ካሜሮን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፈን።
ትማሊ ምሸት ሰዓት ሓደ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ንኬፕ ቬርዴ 2 ን 0 ብምስዓር ናብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ…
ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ውድድር ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋምቢያ ኣብ ኩዕሾ እግሪ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፋ።
ትማሊ ምሸት ሓደ ሰዓት ጋምቢያ ምስ ጊኒ ኣብ ዘካየደቶ ፀወታ ብብሕታዊት ሽቶ ሙሳ ባሮ 1 ን 0 ብምስዓር ኢያ ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን…
10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ክጅምሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)10ይ ሰሙን ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ክካየዱ ኢዮም።
ትሽዓተ ሰሙናት ፀወታታት ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ዝተኻየዱ እንትኾኑ፥ ምድላው ብሄራዊ ጋንታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ስዒቡ 15…
ዋሊያታት ሎሚ መዓልቲ ምሸት ምስ ካሜሮን መዘነኦም ክፃወቱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ካሜሮን መዘነኣ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክተካይድ ኢያ።
ብኣሰናዳእነት ካሜሮን እናተኻየደ ዝርከብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ እናተሳተፈት ትርከብ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፥ ሎሚ መዓልቲ ምሸትሰዓት ሓደ ትፅቢት…
ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ፈላማይ ፀወታ ምድብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ምስ ኬፕ ቨርዴ ፀወታኣ ኣካይዳ።
ብውፅኢቱ ድማ ኢትዮጵያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተሳዒራ።
ኣብ መጀመርታ እቲ ፀወታ ያሬድ ባዬ ብቀይሕ ካርዲ ምውፅኡ ስዒቡ ዋሊያታት ብጎዶሎ ፀወተኦም…
ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ መበል 13 ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ዛዚሙ።
ቅድሚ ሕዚ ብዝተፈጠረ ክፍተት ኣሰራርሓ ምኽንያት ካብ ፈፃሚ ስራሕ ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ተኣጊደን ንዝነበራ ወይዘሮ ሶፍያ ኣልማሙ ናብ…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ እናተኻየደ ዝነበረ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ትሽዓተ ናይ ፀወታ ሰሙናት ዘተኣናገደ ናይ ሃዋሳ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ብዝካየዱ ፀወታታት ክዛዘም ኢዩ።
ሎሚ መዓልቲ ካብ ሞንጎ ዝግበሩ ፀወታታት ጋንታ ኣዳማ ከተማን ባህርዳር ከነማን ሰዓት ትሽዓተ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት…
ጋንታ ኣስቶንቪላ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ንስቲቨን ጄራርድ ኣሰልጣኒ ገይራ ሾይማ።
ኣስቶንቪላ ንዲን ስሚዝን ካባረሩ ድሕሪ ምብራራ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምርካብ እናኣለሸት ፀኒሓ ኢያ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ሊቨርፑል ስቲቨን ጄራርድ ሓዱሽ…
ኢትዮጵያ ተዓዋቲት ውድድር ፅዋዕ ሴካፋ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ብዙር ካብ ዝገበረቶም 4 ፀወታታት ኩሎም ብምስዓር ሻምፒዮን ኮይና።
እታ ሃገራዊት ጋንታ 12 ነጥቢ ብመሓዝ 12 ምስ ዝነበራ ሃገራዊት ጋንታ ዩጋንዳ ናይ መወዳእታ ፀወታ ሎሚ መዓልቲ…
ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓቢዪ ጉያ ኢትዮጵያ ኣቢዪ ጉያ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ንዘይተወሰነ እዋን ከምዝተናውሐ ኣፍሊጡ።
5 ሕዳር 2014 ዓ.ም ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ቶታል ኢነርጂስ 2014 ዓቢዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ፥ ብመሰረት ኣዋጅ ህፁፅ እዋንንዘይተወሰነ እዋን…