Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ  ኣቀባበላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣  29 ነሓሰ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)  ኣብ ቶኪዮ 2020 ፖራሊምፒክ ጨዋታ ዝተሳተፈ ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ እንትኣቱ  ኣቀባበላ ተገይሩሉ። ብሄራዊ ጋንታ ፖራሊምፒክ ኢትዮጵያ ብ3 ኣትሌታት ዝተወከለ እንትኸውን 1 ወርቂ  ሜዳሊያን 2…

ዋሊያታት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ምስ ጋና ክፃወቱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ሎሚ ምሸት ሰዓት ኣርባዕተ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ክትፃወት ኢያ። ተፃወትቲ እታ ሃገራዊት ጋንታ (ዋሊያታት) ናብ ኮስት ዝኸዱ እንትኾኑ፥ ትማሊ ምሸት ቀዳማይ ልምምድ ምግባሮም ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያ) ምስ ጋና መዘነኣ ንምፅዋት ፅባሕ ናብ ጋና ክትጓዓዝ ኢያ። ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ፥ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ምስ ሃገራዊት ጋንታ ጋና ንምፅዋት ናብ ጋና ዝጓዓዙ ናይ መወዳእታ…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንኡጋንዳ መዘነኣ 2 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ኣብ ዘካየደኦ ምሕዝነታዊ ፀወታ ኢትዮጵያ 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኢትዮጵያ ተዓዊታ ንኽተወፅእ ኣቡበከር ናስር ኣብ መበል 11 ደቒቕ ከምኡ እውን ኣቤል ያለው ኣብ መበል 54 ደቒቕ ኣመዝጊቦምወን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ…

ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ያለምዘርፍ የኋው ኣብ ኣየርላንድ ኣንትሪም ኮስት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰቢራ። ኣትሌት ያለምዘርፍ 1:03.43 ብዝኾነ ውፅኢት ብምእታው ኢያ ክብረ ወሰን ናይቲ ርሕቐት ክትሕዝ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ብኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ብዝተመዝገበ ውፅኢት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2023(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ መንግስቱ ኣብ ወድድር 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ፓራሊምፒክ ደቂ ኣኒስቲዮ ቀዳመይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ወርቂ ብምምፅኣ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናይ እንኳዕ ደስ በለኪ መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣትሌት ትዕግስት ገዛሀኝ ዝረኸበቶ…

ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣  21 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣትሌት ፍሬወይኒ ኃይሉ ትማሊ ምሸት ኣብ ሉዚያን ዳይመንድ ሊግ ኣብ ዝተገበረ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ሂሩት መሸሻ ኣብቲ ውድድር መበል ሻድሻይ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ። ብ3 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ…

መኽፈቲ ፕሮግራም ፓራሊምፒክ ጨዋታ ቶኪዮ 2020 ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ጃፓን ቶኪዮ ዝካየድ ናይ ፖራሊምፒክ ጨዋታ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ተኻይዱ። ኣብቲ መኽፈቲ  ስነስርዓት ናይ ኢትዮጵያ ብሔራዊ ፖራሊምፒክ ልዑኽ ጉጅለ ከምዝተረኸበ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ…

ግብፃዊ መሓመድ ሳላሕ ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ከይፃወት ብሊቨርፑል ተኸልኪሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኵዕሶ እግሪ ግብፂ ኣጥቃዓይ ክለብ ሊቨልፑል መሓመድ ሳላሕ ግብፂ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ እትገብሮ ግጥም መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ከይሳተፍ ብጋንታ ሊቨርፑል ከምዝተኸልከለ ገሊፁ። ጋንታ ሊቨርፑል ዘቕረበቶ ምኽንያት ድማ እንግሊዝ ምስ ኮሮናቫይረስ…