Browsing Category
ስፓርት
ኢትዮጵያ ብውድድር መሰናከል 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ውድድር መሰናከል 3 ሺሕ ሜትሮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ረኺባ።
ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ብሩር፣ መቅደስ ኣበበ ድማ ነሓስ መዳሊያታት ኣምአን።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ክሳብ ሐዚ ብዘሎ…
ኢትዮጵያ ኣብ ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ብክልተ ኣትሌታት ክትውከል ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ወጋሕታ ሰዓት 11፡45 ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ 3 ሺሕ ሜትሮ መሕንኩሎ ክካየድ ኢዩ።
ኣብቲ ፍፃመ ውድድር መቅደስ ኣበበን ወርቅውሃ ጌታቸውን ንኢትዮጵያ ወኪለን ክወደዳደራ ኢየን።
ብካሊእ መዳይ ለይቲ ሰዓት 8፡25 መፃረዪ ውድድር 5…
ሎሚ ወጋሕታ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ታደሰ ለሚ 8ይ ኮይኑ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ታደሰ ለሚ 8ይ ብምውፃእ ውድድሩ ዛዚሙ።
ውድድር ፍፃመ 1 ሺሕን 500 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ ሎሚ መዓልቲ ወጋሕታ ሰዓት 11፡30 ተኻይዱ።…
ኢትዮጵያ ኣብ ንመበል 18 ግዘ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኦሪጎን እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ግዘ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም 2ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ።
ኢትዮጵያ ኣብቲ ሻምፒዮና ክሳብ ሕዚ 3 ወርቂን ሰለስተ ብሩርን ሜዳሊያታት ብምምፃእ ኢያ ካብ ኣሜሪካ ቀፂላ ኣብ ካልኣይ ደረጃ…
ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕቲዮ ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ንኢትዮጵያ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኡ።
ኣትሌት ለሜቻ ግርማ ነቲ ርሕቐት ብ8፡26.01 ብምዝዝም ካልኣይ ብምዃን ኢዩ ተዓዊቱ።
ኣብቲ ውድድር ሞሮኮ ሜዳሊያ ወርቂ፣ ኬኒያ ሜዳሊያ…
ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ብውድድር 1 ሺሕ 500 ሜትሮ ደቂ ኣንስቲዮ ካልአይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ተዓዊታ።
ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ሳልሳይ መዳሊያ ብሩር ዓቲራ።
ኣብቲ ውድድር ኬኒያ ወርቂ ብሪታኒያ ድማ…
ኣትሌት ጎይቶም ገ/ስላሰ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ሻምፒዮና ዓለም ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣብ ውድድር ፍፄመ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ጎይተቶ ገብረስላሰ ንሃገራ ሳልሳይ ሜዳልያ ወርቂ አመዝጊባ፡፡
ቅድሚ ሰዓታት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ሜዳልያ ጎይተቶም ገብረስላሴ ብዓወት ዛዚማ።…
ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኬኒያ ኣብ ልዕሊ ለተሰንበት ጊደይ ዘቕረቦ ክሴታ ተነፂጉ።
ኣብ ወድድር 10 ሺሕ መሄትሮ ደቂ ኣኒስትዮ ኣብ ናይ መወዳእታ ካልኢታት ኣትሌት ለተሰንበት ንሄለን ኦቢሪ ብኩርንዓ ወቒዓ ብዘብል ኬኒያ ንዓለም ለኸ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም፥ ኢትዮጵያ ብሰለስተ ውድድራት ፍፃመ ክትሳተፍ ኢያ።
ብብመሰረት እዚ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10:15 ኣብ ዝካየድ ውድድር ማራቶን ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ፣ ኣባበል…
ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍፃመ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ 10 ሽሕ ሜትሮ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4:20 ክካየድ እዩ።
ኣብ ኦሪገን ኣሜሪካ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 18 ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ኢትዮጵያ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ውድድር ፍፃመ…