Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ኬኒያ እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና እንትሳተፍ ዝነበረ ናይ ኣትሌቲክስ ጉጅለ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ።
ብ12 ሜዳልያታት ራብዓይ ደረጃ ካብ ዓለም ብምሓዝ ዝዛዘመ እቲ ልኡኽ ሎሚ ንጎሆ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ…
ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 12 ነጋሰ 2013 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ዝርከብ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ዓለም ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም ኢዩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ መዕፀዊ ውድድር፥ ኢትዮጵያ ብ800 ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ፣ ብ1500…
ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ዓለም ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ብ800 ሜትረ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ኣያል ሜዳልያ ወርቂ ኣሸኒፋ።
ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ኣብ ዝካይድ ዘሎ እቲ ውድድር ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው ብ2:02.96 ብዝኾነ ሰዓት ቀዳመይቲ ብምውፅኣ ኢያ እቲ…
ዋልያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ ነሐሴ 15 ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ናይ መጀመሪያ ናይ ምድብ መፃረዪ ጨወተኦም ነሓሰ 28 ከካይድ ኢዩ።
እቲ ጋንታ ብኣተኣናጋድነት ኳታር ንዝካየድ 2022 መፃረዪ ዋንጫ ዓለም ኣብ ምድብ 7 ምስ ጋና፣ ዚምቧቡዌን ደቡብ ኣፍሪካን ምምዳቡ ይፍለጥ።…
ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኬንያ ናይሮቢ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 18 ትሕቲ 20 ዓመት ናይ ዓለም ናይ ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ኢትዮጵያ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ብሩር ረኺባ።
እቲ ሜዳሊያ ብኣትሌት ታደሰ ወርቁዝተረኸበ እንትኸውን፥ ብኻሊእ ኢትዮጵያዊ…
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፋፃመ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ትፅቢት ይግበረሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ጉያ መበል 18 ኣትሌቲክስ ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ውዕሉኡ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሳተፉሎም ናይ ፍፃመ ውድድራት ክካየዱ ኢዮም።
ብመሰረት እዚ ብ500 ሜትሮ…
ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ፓራ ኦሊምፒክ ንዝሳተፉ ልኡኻት ምፍናው ገይረን።
እተን ፕሬዚዳንት ጉዱእ ኣካል ምዃን መንኣስ ዘይምዃኑ ሓቢረን።
ናይ ሃገሮም ሰንደቕ ዓላማ ልዕል ኢላ ንክትውልብለብ ንክገብሩ ዘለወን ትምኒት ገሊፀን።…
ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ናይ ደቡብ ፖሊስ ስፖርት ክለብ ኣባል ዝኾነ ኣትሌት ኢንስፔክተር ሰለሞን ባረጋ ናይ ኮማንደርነት ማዕርግ ተዋሂቡዎ።
ኣብ ቶክዮ ኦሎምፒክ ዝተሳተፈ ጉጅለ ለኡኽ ኣብ ደቡብ ክልል ሀዋሳ ከተማ አቀባብላ ዝተገበረሉ እንትኸውን÷ ናይቲ ክልል ፖሊስ…
ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለ ወርቅ ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ኣትሌታት ናይ እንኳ ደሓን መፃእኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ውድድር ብፍላይ ኣብ ነዊሕ ርሕቐት ጉያ ተሳቲፎም ዝከኣሎም ብግባር ወርቂ ሓዊሱ ሜዳሊያ ክርከብ…
ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣቀባብላ ተገይሩሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሊምፒክ ቶኪዮ 2020 ዝተሳተፈ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ሎሚ ኑጉሆ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እነትበፅሕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ።
ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ ላዕለዎት ኣመራርሓታት መንግስቲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።…