Browsing Category
ስፓርት
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዝሚሳተፉሉን ልዑል ውፅኢት ከምፅኡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ዝግበረሉን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ሻምፒዮና ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ…
መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መስኮት ዝውውር ጋንታታት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2015 ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተገሊፁ።
እቲ እዋን ዝውውር ክሳብ 19 መስከረም 2015 ዓ.ም ከምዝፀንሕ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ንመፃረዪ ፀወታ ቻን 23 ተጻወትቲ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ቻን ዝፅበያ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ 23 ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ።
ብኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ ቻን፥ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ደቡብ ሱዳን ቅድመ መፃረዪ ፀወታ…
ሓፀርቲ ናይ ዝውውር ዜናታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ጋንታታ ኩዕሾ እግሪ ኣውሮፓ ኣብ ዝቕፅል ዘመነ ውድድር ተጠናኺረን ንምቕራብ ኣብ ናይ ዝውውር ዕዳጋ እናተሳተፋ ይርከባ።
ቅድም ክብል ኧርሊንግ ሃላንድን ካብ ቦርሲያ ዶርቱሙንድ ዘፈረመት ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ፥…
ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፖርተኛታት ሃገራዊት ጋንታ ንምምልማል ከምዝሕግዝ ዝእመነሉ ሻምፒዮን ውድድር ፍፃመ ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ እናተኻየደ ይርከብ፡፡
እቲ ውድድር÷ ሓላፊ ቴክኒክ ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ግዛቸው መኮንን ኣመራርሓ ኮሚሽን…
ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ሻምፒዮና ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ 2014 ዓ.ም ኮይና።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ መበል 30 ፀወታ ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ተራኺባ 4 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር…
ኣብ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት ኣብ ዝተኻየደ ቅድድም 5 ሽሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ቤሊጂየም ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ተዓዊተን።
ኢትዮጵያዊት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ብ15 ደቒቓን 14 ሰከንድን 01 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳመይቲ ኮይና።
ኣትሌት ኣሳየች ኣይቸው…
ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ን ድሬዳዋ ከተማ ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ባህርዳር ከተማ ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ስዒራ።
ኣብ ሜድኣን ቅድሚ ደገፍታን ዝተፃወተት ጋንታ ባህርዳር ከተማ፥ መናፍ ኣወል እታ ብሕታዊት ሽቶ ኣመዝጊቡዋ፡፡
ባህርዳር ከተማ ሎሚ…
ጋንናታታት ፋሲል ከነማን ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ውድድር ጋንታታት ካፍ ንኢትዮጵያን ክውክላ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ኣዳማ ከተማ 2 ን 0 ስዒራ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ፋሲል ስዒራ ንኽትወፅእ ዘኽአላ ሽቶታት ሙጂብ ቃሲም ኣመዝጊቡወን፡፡
ፋሲል…
ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ትማሊ ምሸት ኣብ ፓሪስ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ሰለሞን ባረጋ ተዓዊቱ።
ብምድብ ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ሰለሞን ባረፋ ነቲ ርሕቐት ቀዳማይ ኮይኑ እንትዛዝም፥ ሙክታር እንድሪስ…