Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ኣብ ውድድር ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ተሳታፊት ምዃና ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ዝተኻየደ እቲ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ጋንታ ኣዳማ ከተማ በላይ ኣባይነህ ብዘመዝገባ ሽቶ…

ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሲዳማ ቡና ንጋንታ ወላይታ ዲቻ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ክልቲአን ጋንታታት ኣብ መበል 26 ሰሙን ውድድር እቲ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ተራኺበን፡፡ ኣብቲ ፀወታ…

ጋንታ ቪያርል ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ቪያርል ንጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ብምስዓር ሻምፒዮና ዩሮፓ ሊግ 2020/2021 ኮይና። እንግሊዛዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድን ስፔናዊት ጋንታ ቪያርያልን ዘራኸበ ናይ ፍፃመ ፀወታ ብዓወት ጋንታ ቪያሪያል ተዛዚሙ። ስሩዕ ፀወተአን…

ፋሲል ከነማ ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣14 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ፋሲል ከነማ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ዓመተ 2013 ናይ ተዓዋትነት ዋንጭኡ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃዋሳ ተረኪቡ። ኣብ መበል 25 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መስ ሃዋሳ ከነማ ኣብ ዝገበሮ ፃውቲ 1 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ወልቂጤ ከተማ  1 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰበታ ከተማ ተዓዊታ ዝወፅአትላ ብሕታዊት ሽቶ ቶማስ ምህረቱ ኣብ መበል 81 ደቒቕ ከምዘመዝገባ ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ። ሎሚ…

ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ፀወታ ቤትትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ወላይታ ዲቻ ንጋንታ ባህርዳር ከተማ 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ወላይታ ዲቻ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ቸርነት ጉግሳ ኣብ መበል 55ን 76ን ደቓይቕ ከምዘመዝገበን ሶከር ኢትዮጵያ ፀብፂቡ።…

ንተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን ብዛዕባ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ 2013 ዓ.ም ገለፃ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ተኸላ ፈልሲ ብሄራዊ ሓምለዋይ ልምዓት ዓመተ 2013  ዝምልከት ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣባላት ተፃወትቲ ኩዕሾ እግሪ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ፣ ኣትሌታት፣ ስፖርተኛታትን ኣርቲስታትን…

ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ምሽት ኣብ ቸክ ሪፐብሊክ ዝተኻየደ ውድድር ቱር ኮንቲኔንታል ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብቲ ውድድር ብ3 ሺሕ መሰናኽል ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ጌትነት ዋለ ብ8 ደቒቕ 9 ሰከንድ 47 ማይክሮ ሰከንድ ብምእታው ተዓዊታ፡፡…

ጋንታ ሰበታ ከተማ ንጋንታ ኣዳማ ብምስዓር ካብ ሓደጋ ምውራድ ዘርሕቓ ውፅኢት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ሰበታ ከተማ ንኣዳማ ከተማ 1 ለ 0 ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ጋንታ ሰበታ ከተማ ኣብ መበል 35 ደቒቕ ኦሴ ማውሊ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሽቶ ኢያ ክትዕወት ክኢላ። ብመሰረት እዚ 33 ነጥቢ ብመሓዝ…

ኣብ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትት ስዕር ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንፋሲል እንትትስዕር ጋንታታት ጂማ ኣባ ጅፋርን ባህርዳር ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን። ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ንጋንታ ፋል ከነማ 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ዓወት ቀኒዑዋ። ስለዝኾነ ድማ…