Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 23 ሰሙን ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ሲዳማ ቡናን 1 ን 0 ስዒራ ስዒራ። ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ንኽትወፅእ ፍቓዱ ኣለሙ ኣብ መበል 75 ደቒቅ እታ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ፋሲል ሎሚ መዓልቲ ምስዓሮም ስዒቡ ነጥባ…

ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባርሴሎና ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌቶች ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ንምውፃእ ተዓዊቶም። ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ይሁንልኝ ኣዳነ 2 ሰዓት 5 ደቂቃን 52 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳማይ ከምዝወፅ ካብ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ…

ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ጋንታ ኩዕሶ ኢድ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ምሕላፋ ንኢደን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንኢትዮጵያ ወኪላ ኣብ ኒጀር ንዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ትሳተፍ…

ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅዋዕ ዓለም ንምርኢት ናብ ኢትዮጵያ ክመፅእ ኢዩ። እቲ ፅዋዕ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ጉንበት ናብ ኢትዮጵያ ከምዝመፅእ ተፈሊጡ። ፅዋዕ ዓለም ንምረኢት ካብ ሞንጎ ዝቐርበለን ሃገራት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ሓንቲ ኢያ። ምስቲ ፅዋዕ ዓለም ድማ ፈረንሳዊ…

3ይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዳማ እናተኻየደ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ውድድር ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተዛዚሙ። እቲ ሳልሳይ ዙር መርሃ ግብሪ፥ ትማሊ ምሸት ፋሲል ከነማ ንወላይታ ዲቻ 3 ን 1 ኣብ ዝረትዐትሉ ፀወታ ኢዩ ፍፃምኡ ረኺቡ፡፡ ኣብ ሳልሳይ ዙር…

ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደሽቲ ኩባንያ 'adizero' ብዝብል ኣብ ጀርመን ዝተካየደ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር፥ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሰንበሬ ተፈሪ 14 ደቂቃ 37 ሰከንድ 2 ማይክሮ ሰከንድ…

ኣብፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፋሲል ከነማ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ፀወታ ቤትኪንግ ፕርሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኣርባምንጭ ከተማ 1 ን 0 ብመስዓር ተዓዊታ። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ዝተገበረ ፀወታ፥ በዛብህ መለዮ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሽቶ ጋንታ ፋሲል ከነማ ሰለሰስተ…

ኣብ ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዲስ ኣበባን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 20 ሰሙን ቤት ኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኣዲስ ኣበባን ኣዳማ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን። ሎሚ መዓልቲ ሰዓት ትሽዓተ ኣብ ስታዲየም ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ብዝተገበረ ፀወታ፥ ክልቲአን ጋንታታ ብዘይ ዝኾነ ሽቶ…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተኻየዱ ዓለም ለኸ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ሓዊሱ ተዓዊቶም። ኣብ ማራቶን ሃምቡርግ ኣትሌት ያለም ዘርፍ የኋው 2 ሰዓት 17 ደቒቕ 23 ሰኮንድ ብዝኾነ ሰዓት ብምእታውን ክብረ ወሰን እቲ ቦታ…

ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኢንተርናሽናል ዳኛ ባምላክ ተሰማ ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ጋንታታት ማማሎዲ ሰንዳውስን ፔትሮ ኣትሌቲኮን ንምምራሕ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣቲዮም። ውድድር ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ናብ ፍፃመ እናተቓረበ ዝርከብ እንትኸውን፥ ኣብ መወዳእታ…