Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ከምዝሳተፍ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታ ፋሲል ከነማ ድማ ኣብ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ንኽሳተፉ ከምዝወሰነ ተገሊፁ። ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ…

ያጎ ሲልቫ ንጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክልኻል ቲያጎ ሲልቫ ንእንግሊዛዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቸልሲ ፈሪሙ። ሲልቫ ናይ ምንዋሕ ኣማራፂ ዘለዎ ስምምመዕነት ውዕሊ ሓደ ዓመት ኢዩ ናብ ጋንታ ቸልሲ ፈሪሙ ዘሎ። ወዲ 35 ዓመት ተኻላኻሊ ቲያጎ ሲልባ ብናፀ…

ጋንታ ባየር ሙኒክ ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ባየር ሙኒክ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርመንን ብምስዓር ተዓዋቲት ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ እዚ ዓመት ኮይና። ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2019/2020 ትማሊ ምሸት ኣብ ርእሰ ከተማ…

ውድድር ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ክሽየጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክሲዮን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራት ፕሪሜር ሊግ ብቴሌቪዝን ከመሓላልፉ ንዝኽእሉ ትካላት ክሽየጥ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየዱ ተወታታት ኩዕሾ እግሪ ፕሪሜርሊግ ኣብ ሞንጎ 16 ጋንታታት ኣብ ሜደአንን ካብ ሜደአን ወፃኢን ብዝብል…

ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሮናልድ ኪዩመን ኣሰልጣኒ ስፔናዊት ጋንታ ባርሰሎና ኮይኖም ተሸይሞም። ጋንታ ባርሰሎና ነበር ኣሰልጣኒኣ ኪኬ ሴቲዬን ኣብ ግጥም ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ድሕሪ ዘጋጠማ ከቢድ ስዕረት ኣሳናቢታቶም ኢያ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ነበር…

ነበር ተፃዋቲ ጋንታ ቸልሲ ዊሊያን ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ናብ ጋንታ ኣርሰናል ተፀምቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚላዊ ተፃዋታይ ክፍሊ መስመር ኣማካር ዊሊያን ናብ ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ኣርሰናል ብውዕሊ ሰለስተ ዓመት ተፀምቢሩ። ዊሊያን ካብ ጋንታ ምዕራብ ለንደን ቸልሲ ብምልቃቕ ኢዩ ብናፃ ናብ ጋንታ ሰሜን ለንደን ኣርሰናል ኣምሪሑ ዘሎ። ወዲ 32 ዓመት…

ኣብ ዩሮፓ ሊግ ተጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩሮፓ ሊግ ጋጠምቲ ጋንታታት ርብዒ ፍፃመ ተፈሊየን። ብቕድሚ ትማሊን ትማሊን ብዝተገበሩ ናይ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ፀወታታት፥ ኣብ ርብዒ ፍፃመ ዝራኸባ ጋንታታት ተፈሊጠን ኢየን። ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ሰኑይን ሰሉስን ክካየዱ…

ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ዋንጫ ፕሪመርሊግ ዓቲራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሊቭርፑል ትማሊ ኣብ ሜዳ ኣንፊልድ ነታ ድሕሪ 30 ዓመታት ዝተዓወተትላ ዋንጫ ፕሪሚየር ሊግ ብዕሊ ተቐቢላታ። ሓለቓ ጋንታ ሊቨርፑል ጆርዳን ሃንደርሰን ነታ ዋንጫ ካብቲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 1990 ሊቨርፑል ንቸልሲ 5 ብ3 ስዒራ ዋንጫ…

ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ክካየድ ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ከምዝካየድ ግዚያዊ ዋና ፀሓፊ ኮንፈደሬሸን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዓብደል ባህ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መግለፂ ክህቡ እንከለዉ፥…

ጋንታ ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ሻምፒዮና ፕሜርሊግ እንግሊዝ ማዃና ኣረጋጊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ሊቨርፑል ድሕሪ 30 ዓመታት ተዓዋቲት ፅዋዕ ፕሜርሊግ እንግሊዝ ማዃና ኣረጋጊፃ። ጋንታ ኣንፊልድ ሊቨርፑል፥ ትማሊ ኣብ መበል ካልኣይ ደረጃ ትርከብ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብቼልሲ ምስዓራ ስዒቡ ኢያ ሻምፒዮና ኮይና ዘላ።…