Browsing Category
ስፓርት
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምስ ሃገራዊተረ ጋንታ ኮትዲቧ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ትገብሮ ፀወታ ቀወምቲ ተሰለፍቲ ዕላዊ ኮይኖም፡፡
1.ተክለማርያምም ሻንቆ
ኣስራት ቱንጆ
ያሬድ ባየ
ኣስቻለው ታመነ
ረመዳን የሱፍ
6 .ሃብታሙ ተከስተ
ሱራፌል ዳኛቸው
ሽመልስ በቀለ…
ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ዝውስን ፀወታ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 10 ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ብኣሰናዳእነት ካሜሮን ንዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታኣ ሎሚ መዓልቲ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኮትዲቧ ክትራኸብ ኢያ።
ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀዋታ፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ተሳትፎ ፅዋዕ ኣፍሪካ ትውሰነሉ…
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ መዳሊያ ወርቂ ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት…
ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶፊ ማልት ዓመተ 2013 ቫይረስኮሮና ኣብ ግምት ብምእታው ቀዳምነት ንደቂ ኣኒስቲዮ ውድድር ጉያ ተሳሊጡ።
እቲ ውድድር 5ኪሎ ምትሮ ዝሸፈነ እንትኸውን፥ ''ዓወት ደቂ ኣኒስትዮ ነኽብር'' ብዝብል መሪሕ ቃል ንመበል 18 ግዘ ኢዩ ተኸቢሩ።…
ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ደቡብ ኣፍሪካዊ ኣሰልጣኒ ማሂር ዴቪድስ ብስምምዕነት ዝተፈላለየት ማሕበር ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንኣሰልጣኒ ፍራንክ ናፓል ዋና ኣሰልጣኒ ገይሩ ሾይሙ።
ኣሰልጣኒ ፍራንክ ኣብ ዓውዲ ኩዕሾ እግሪ ንልዕሊ 35 ዓመታት ብፍላይ ኣብ ኣፍሪካ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ንዋልያታት ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንብሃራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትየጵያ (ዋልያታት) ዕውት ውፅኢት ተመኒዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፅ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጋንታ ናብ ዋንጫ ኣፍሪካ ናይ ምሕላፍ ዕድሉ ኣስፊሑ ኣሎ።…
መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ንኣፍሪካ ኢሉ እውን ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኦሎምፒክ ብ10 ሺሕ ሜትሮ ኣብ ባርሴሎና በዓልቲ ዋና ፈላማይ መዳሊያ ወርቂ ባለቤት ንዝኾነት ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ዕለተ ሰንበት ክካየድ ኢዩ።
ካብ ዝተፈላለዩ…
ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ዋሊያ ኣብ ልዕሊ ማዳጋስካር 4 ንባዶ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምስ ማጋዳስካር ኣብ ዝገበሮ ፀወታ ምፅራይ ዋንጫ ኣፍሪካ 4 ንባዶ ተዓዊቱ።
ኣብ ስታዲየም ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ፥ ኣብ መበል 19 ደቒቓ ምስ መረበብ ማዳጋስካር ዝተራኸበት ፈላመይቲ ሸቶ ኣማኑኤል…
ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ክልተ ተፃወትቲ ክፍሊ ምክልኻል ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃኢ ረቡዕ ምስ ማዳጋስካር መዘናኣ ክትፃወት ኢያ፡፡
እቲ ፀወታ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ባህርዳር ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ እታ ሃገራዊት ጋንታ ንምጥንኻር…
ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ
ግራናዳ ምስ ማንቸስተር ዩናይትድ
አርሴናል ምስ ስላቪያ ፕራግ
ኣያክስ ምስ ሮማ
ዲናሞ ዛግሬብ ቪሪያል
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር…