Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኢትዮጵያ ኣብ ሻምፒዮና ብሽክለታ ኣፍሪካ  መበል ሳልሳይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ኤልዶሬት ይካየድ ኣብ ዘሎ  ሻምፒዮና ብሽክለታ ኣፍሪካ መበል ሳልሳይ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ። እቲ ውድድር ካብ ትማሊ ጀሚሩ ይካየድ ከምዘሎ ኣብ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

3 ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ክሳተፋ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ኢትዮጵያ ኣብ ሞሮኮ ከተማ ላዩን ኣብ ዝካየድ መበል 45 ሻምፒዮና ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ክሳተፋ ኢየን። እተን ተሳተፍቲ÷ ጋንታታት ኩዕሾ ኢድ መቐለ 70 እንደርታ፣ መቻልን ቂርቆስ ክፍለ…

ኣብ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 29፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኬንያ ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ 2024 ፅጌ ካሕሳይ ብጁኒየር ደቂ ኣንስትዮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊታ። ሎማዓንቲ ረቡዕ ብደቂ ኣንስትዮ ጁንየር ውድድር ውልቀ ክሮኖ ሜትር ብምትእንጋድ ዝጀመረ ሻምፕዮና ብሽክሌታ ኣፍሪካ…

ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ እዚ ዓመት ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃዋታይ ጋንታ ቼልሲ ኮል ፓልመር ብሉፅ ተፃዋታይ ሃገራዊት ጋንታ እንግሊዝ ዓመተ 2023/24 ብምዃን ተዓዊቱ፡፡ ወዲ 22 ዓመት ኮል ፓልመር ብህዝቢ ብዝተገበረ መረፃ ንተፃዋታይ ጋንታ ሪያል ማድሪዱን ጁድ ቤሊንግሃምን ተፃዋታይ ጋንታ ኣርሰናል…

ኣንድሪያስ ኢንየስታ ጫምኡ ከምዝሰቅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ካብ ዝተራእዩ ብሉፃት ተፃወትቲ ሓደ ምዃኑ ዝንገረሉ ኣንድሪያስ ኢንየስታ ኣብ መበል 40 ዓመቱ ጫምኡ ከምዝሰቐለ ኣፍሊጡ። ምስ ሃገራዊት ጋንትኡ ኣብ 131 ግጥማት ዝተፃወተ ስፔናዊ ተፃዋታይ÷ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ…

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ስሩዕ ሓፈሻዊ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ጅራን ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት መደረ ገይሮም።…

ሃገራዊ ጋንታታት ኢትዮጵያን ዑጋንዳን ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ከካይዳ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ትሕቲ 20 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ሎሚ መዓልቲ ምስ ኡጋንዳ ክትፃወት ኢያ፡፡ ምድላው እናገበረት ዝፀንሐት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብቕድሚ ትማሊን ትማሊን ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ…

ኪሊያን ምባፔ ብጉድኣት ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ወፃእ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳይ ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ምስ እስራኤልን ቤልጂየምን ኣብ ትገብሮም ፀወታታት ሃገራት ኣውሮፓ ንኪሊያን ኤምባፔ ኣብ ስብስባ ኣየካተተቶን፡፡ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳይ ዲዲየር ዴሾ እታ ጋንታ ኣብዚ ወርሒ ንዝህልዉ ክልተ ፀወታታት ዝካተቱ…

ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ዓመታዊ ደገፍ ዕጥቂ ስፖርት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ  ክልል ትግራይ ዓመታዊ ደገፍ ዕጥቂ ስፖርት ኣበርኪቱ። ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተስፋይ አስገዶም(ዶክተር)ን በዓል ሞያ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ተስፋዬ ይፍሩን ብሓባር…

ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ውድድር ማራቶን ዘመዝገበቶ ሰዓት ኣብ ጊነስ ወርልድ ተመዝጊቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ትእግስት ኣሰፋ ኣብ ውድድር ማራቶን ዘመዝገበቶ ሰዓት ኣብ ጊነስ ወርልድ ተመዝጊቡ። እታ ኣትሌት ኣብ በርሊን ውድድር ጒያ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥  2 ሰዓትን 11 ደቒቓን 53 ሰከንድን ብምእታው ሓዱሽ ከብረ ወሰን ምምዝጋባ ይዝከር።…