Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ሞሓመድ ሳላህ ሊቨርፑል ኩንትራቱ ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብፃዊ ኮከብ ሞሓመድ ሳላህ ጋንትኡ ሊቨርፑል ክሳብ ሕዚ ኩንትራት ንምንዋሕ ሕቶ ብዘይምቕራባ ከምዝሓዘነ ኣፍሊጡ፡፡ ሳላህ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ ርኢቶ÷ ምስ ጋንታ ሊቨርፑል ዘለዎ ኮንትራት ኣብ መወዳእታ እዚ ዓመት ክምዝዛዘም ኣልዒሉ፡፡ ይኹን…

ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃምሳ ኣለቃ የወርቅ ውሃ ጌታቸው ንምክልኻል ኢትዮጵያ ፈላማይ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኣ። ብኣሰናዳእነት ናይጀሪያ ኣብ ከተማ ኣቡጃ እናተኻየደ ዝርከብ 2ይ ፌስቲቫል ስፐርት ሓይሊታት ጦር መላእ ኣፍሪካ እናቐፀለ እንትኸውን÷ ጉጅለ ኣትሌቲክስ ጋንታ…

ሊቨርፑል መሪሕነት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ 8 ነጥቢ ኣስፊሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 12 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሴንት ሜሪ ብምምራሕ ምስ ሳውዝሃምፕተን ዝገጠመት ሊቨርፑል 3 ን 2 ብምስዓር መሪሕነታ ክተጠናኽር ክኢላ፡፡ ዶሚኒክ ሶቦስላይን ሞሓመድ ሳላህ (2)ን ናይ ሊቨርፑል ሸቶታት እንተመዝግቡ÷…

ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓልቲ እውን እንትቕፅሉ ሊቨርፑል ምስ ሳውዝሃምፕተን ከምኡ እውን ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ኢፕስዊች ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ሊቨርፑል ድሕ ሰዓት 11 ሰዓት ናብ…

ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ሻምፒዮና ብሽክሌታ በዓል ሕዳር ፅዮን ኣኽሱም ብኽልቲኡ ፆታ ማውንቴን ሎሚ ሓሙስ ቐፂሉ ተኻይዱ። እቲ ውድድር፥ 85 ኪሎ ሜትር ርሕቐት ዝሸፈነ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ማውንቴን ደቂ ተባዓትዮ ብሰዓት 34.24 ኪሎ ሜትር ዝተሓንበቡ እንትኾኑ፥…

ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ዓለም ለኸ ፀወታታት ንሸቶ ዝኾኑ ናይ መወዳእታ ኩዕሾ ኣመዓራርዩ ብምሃብ ክብረወሰን ተማቒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ኣብ ሃገራዊ ጋንታ ፀወታት 58 ንሸቶ ዝኾና ናይ መወዳእታ ኩዕሾታት ኣመዓራርዩ ብምቕባል ምስ ነበር ኣሜሪካዊ ተፃዋታይ ላንደን ዶኖቫን ክብረወሰን ተማቒሉ፡፡ ሜሲ ትማሊ ምሸት ኣብ መፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ኣርጀንቲና ንፔሩ…

ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብ ጋንታ ማቺስተር ሲቲ ንምፅናሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ጆሴፍ ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅል ሓደ ዓመት ዘፅነሖ መናውሒ ውዕሊ ንምፍራም ከምዝተስማዕመዐ ተሓቢሩ፡፡ ወዲ 53 ዓመት ስፔናዊ ኣሰልጣኒ፤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ናብ ማንቼስተር ሲቲን ካብ ዝፅምበር…

ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ ሎሚ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ 2025 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ምስ ኮንጎ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ክትገጥም ኢያ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ኬንሻሳ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘጋጠሞ መጥቃዕቲ ዓይኑ ዝተጎድአ ኣትሌት ንሕክምና ናብ ወደ ህንዲ ቼናይ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘይተፈለጡ ሰባት ብዝበፅሖ መጥቃዕቲ ፀጋማይ ዓይኑ ልዑል ጉድኣት ዘጋጠሞ ኣትሌት ሰውመሆን ኣንተነህ ንካልኣይ ዙር ሕክምና ናብ ህንዲ ከተማ ቼናይ ኣምሪሑ፡፡ እቲ ኣትሌት ንካልኣን ናይ መወዳእታን ዙር ሕክምና መጥባሕቲ ዓይኒ…

ኣትሌት ሚዛን ኣለም ኣብ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሚዛን ኣለም ኣብ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ 15 ኪሎሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ሚዛን ኣለም ነቲ ውድድር 46 ደቒቕን 51 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድራ ዛዚማ። ኔዘርላንዳዊት ኣትሌት ዲያኔ ቫንን…