Browsing Category
ስፓርት
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሳየች ኣይቼውን ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣሳየች ኣይቼውን ኣትሌት ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም።
እቲ ውድድር ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነ ኣበቤን ዘጀመሩዎ እንትኾኑ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…
ኢትዮጵያ ምስ ታንዛኒያ ሎሚ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ መበል ሓምሻይ ምድብ ፀወታታት ኢትዮጵያ ምስ ታንዛንያ ሎሚ ከራኽብ ኢዩ።
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎኣብ ዝርከብ ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ ክካየድ ኢዩ።
ጄክ ፖውል ኣብ ልዕሊ ማይክ ታይሰን ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ኣሜሪካዊ ተጓሳጣይ ከቢድ ሚዛን ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ጄክ ፖውል ኣብ ዝገበሮ ፀወታ ተሳዒሩ።
ታይሰን ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝገበሮ ግጥም ንገዛእ ርእሱ ካብ ፕሮፌሽናል ውድድራት ካብ ዘግልል ድሕሪ 19 ዓመታት ዝተሳለጠ…
ፖል ፖግባ ኣብ 2025 ናብ ሜዳ ክምለስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ፖል ፖግባ ካብ ቅፅዓት መልሲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ናብ ሜዳ ኩዕሾ እግሪ ከምዝምለስ ተገሊፁ፡፡
ወዲ 31 ዓመት ፖል ፖግባ÷ ካብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ጁቬንቱስ ምሰምረሐ ዝተኸልከለ ባእታ ተጠቒሙ…
ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ ጉስጢት (ቦክስ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ተጓሳጣይ ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ፕሮፌሽናል ተጓሳጣይ ጄክ ጆሴፍ ፖል ዝገብሩዎ ንሕነሕ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ኣሜሪካ ቴክሳስ ኣርሊንግተን ክካየድ ኢዩ፡፡
ቅድሚ ዓመታት ቆፀሮ ኣብ ዝተትሓዘሉ ንሕንሕ÷ በዓል ታሪኽ ጉስጢት…
ጋንታ ወልዋሎ ንኣሰልጣኒ ፀጋይ ኪዳነማርያም ንምቑፃር ተስማዕሚዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ ስምምዕ በፂሓ።
ዝሓለፈ ኽረምቲ ንኣሸናፊ በቀለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራ ምክያድ ዝጀመረት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት፥ ብዘርኣየቶ ድኹም ምንቅስቓስ…
ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ
ኣዲስ ኣበባ፣3 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ኣብ መንጎ ተስፋ ዝተነበረለን ሰለስተ ኣትሌታት 2024 ተኻቲታ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን ኣትሌቲክስ ዓለም ዝበለፃ ትሕቲ 20 ዓመት ወት ተስፋ ዝተነበረለን ኣትሌታት በዝብል ፌዴሬሸን ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝብል ኣፋሊጡ።
ብመሰረት…
ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 11 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ፥ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶንቪላ፣ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ብራይተን ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ።
ናይሊ ሊግ መራሒ ሊቨርፑል ምስ ኣስቶን ቪላ ዝገብሮ ፀወታ ምሸት ሰዓት…
ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳእና ንድሬዳዋ ከተማ 1 ን 0 ብምስዓር ዓወት ዛመዝጊባ፡፡
ሃድያ ሆሳእና ንኽትዕወት ሰመረ ሃፍተይ ኣብ መበል 48 ደቒቕ ሸቶ ኣመዝጊቡ፡፡
ምሸት ሰዓት 1 ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ምስ…
ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ ኢንተር ሚላን ምስ ኣርሴናል ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ ኢዮም።
ምሸት ሰዓት 2 ን 45 ቤልጂየማዊት ጋንታ ክለብ ብሩጅ ምስ እንግሊዛዊት ጋንታ…