Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ መዓልቲ ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ራብዓይ ዙር ውድድራት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ዝካየዱ እንትኾኑ÷ ሪያል ማድሪድ ምስ ኤሲሚላን ከምኡ እውን ሊቨርፑል ምስ ባየርሊቨርኩሰን ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሽት ሰዓት 2፡45 ፒኤስቪ አይንድሆቨን ምስ ስፔናዊት ጋንታ…

ቶተንሃም ንኣስቶን ቪላ 4 ን 1 ብምስዓር ደረጃኣ ኣመሓይሻ

ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ኣብ ሜዳኣ ንኣስቶንቪላ ዘታኣናገደት ቶተንሃም 4 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣስቶንቪላ ቅድሚ ዕረፍቲ ኣብ መበል 32 ደቒቅ ሮጀርስ ብዘመዝገባ ሸቶ 1 ን 0 ክትመርሕ ክኢላ ነይራ። ይኹን እምበር ድሕሪ ዕረፍቲ፤ ጆንሰን ኣብ መበል 49 ደቒቕ፣…

ባህርዳር ከተማን ወላይታ ድቻ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 7ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባህርዳር ከተማን ወላይታ ድቻ 0 ን 0 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ብምፍልላይ ነጥቢ ተማቒለን፡፡ ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ተመጣኒ ዝኾነ ምንቅስቓስ ነይሩዎ። 7ይ ሰሙን መርሃ…

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ ኣርሰናል ምስ ኒውካስትል ዩናይትድ ዝገብርኡ ፀወታ ልዑል ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ዓስራይ ሰሙን መርሃ-ግብሪ ፕርሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ መዓንቲ እውን ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እንግሊዝ ክካየድ ኢዩ። ብመሰረት እዚ ሰዓት 9:30 ድሕሪ ቀትሪ ጋንታ ኣርሰናል ናብ ስታድየም ሴንት ጀምስ ፓርክ ብምጉዓዝ ምስ ኒውካስትል…

ሩበን ኣሞሪም ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይድ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ንጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ዋና ኣሰልጣኒ ብምዃን ንኽመርሑ ብዕሊ ተሾይሞም፡፡ ብምሰረት እቲ ስምምዕነት ኣሰልጣኒ ሩበን ኣሞሪም ኣብ ኦልትራፎድ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ክሳብ 2027 ዘፅነሖ ኩንትራት ፈሪሞም፡፡…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ባሀር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 6ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ክልተ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም፡፡ ብመሰረት እዚ÷ ባህር ዳር ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና ሰዓት 10 ከምኡ እውን ሃድያ ሆሳእና ምስ ወላይታ ድቻ ሰዓት 1 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ፀወተአን…

ማንቼስተር ዩናይትድ ንኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣሰናቢቱዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ኣሰልጣኒ ማንቼስተር ዩናይትድ ኤሪክ ቴን ሃግ ካብ ሓላፍነቶም ተሰናቢቶም። ኣሰልጣኒ ኤሪክ ቴን ሃግ ኣብ ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ ድኹም ጉዕዞ እናገበሩ ብምንባሮም ወቐሳ እናበፅሖም ፀኒሑ ኢዩ፡፡ ዩናይትድ ትማሊ ኣብ ዘካየደቶ መበል 9ይ…

4 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ብሉፃት ኣትሌታት እዚ ዓመት ተኻቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዮሚፍ ቀጀልቻ፣ ታምራት ቶላ፣ ትዕግስት ከተማን ሱቱሜ ኣሰፋን ኣብ ዝርዝር ሕፁያት ካብ ስታዲየም ወፃእ ብሉፃት ኣትሌታት ዓመተ 2024 ተኻቲቶም። እቶም ኣትሌታት፥ ኣብ 2024 ዓ.ም.ፈ ኣብ ውድድር ጕያ ጎደና ብዘመዝገብዎ…

ኣብ ማራቶን ፍራንክፈርት ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጀርመን ፍራንክፈርት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ ክብረወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊታ። ኣትሌት ሃዊ ፈይሳ እቲ ውድድር 2 ሰዓት 17 ደቒቕን 25 ሰከንድን ብምእታው ከምዝተዓወተት ሓበሬታ ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ…

ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ክብረ ወሰን ዓለም ፍርቂ ማራቶን ሰይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ዮሚፍ ቀጀልቻ ኣብ ቫሌንሺያ ሜዲዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ፍርቂ ማራቶን ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊቱ፡፡ እቲ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት 57 ደቒቕን 30 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብመእታው ከምዝተዓወተ ሓበሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም…