Browsing Category
ስፓርት
መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሓሻይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ መቻል ንወልዋሎ አዲግራት ዩኒቨርሲቲ 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ።
ቀትሪ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ መቻል ታዬ ጋሻው (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)፣ ኣቤል ነጋሽን ዳንኤል ዳርጌን…
ፀወታ ኢትዮጵያን ኤርትራን ኣብ ጁባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ኢትዮጵያ ምስ ኤርትራ ናይ በፂሕኻ መልሲ ፀወታኣ ኣብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ከምትገብር ተገሊፁ፡፡
ብመሰረት እዚ ፀወታ በፂሕኻ መልሲ እተን ሃገራት 21 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም 24 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም…
መሳይ ተፈሪ ግዚያዊ ኣሰልጣኒ ዋሊያታት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መሳይ ተፈሪ ንገብረመድህን ሃይለ ብምትካእ ግዚያዊ ዋና ኣሰልጣነኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋሊያታት) ኮይኑ፡፡
ብመሰረት እዚ ኣሰልጣኒ መሳይ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ሃገራት ኣፍሪካ (ቻን) ትገብሮም ፀወታታት ንኽመርሑ…
ኣብ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክን ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ ጋንታታት ባርሴሎናን ባየርን ሙኒክ ዝገብረኦ ግጥም ትፅቢት ይገበረሉ፡፡
ምሸት ሰዓት 1፡45 ኣብ ከተማ ቤርጋሞ ጣሊያናዊት ጋንታ ኣታላንታ ምስ ስኮትላንዳዊት…
መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣበግቲ ጉባኤ ፕሬዝዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔን ኣባላት ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን፣ ፕሬዝዳንት ዓለም ለኸ…
መበል ሳልሳይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዙር ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም።
ኣብቲ ሎሚ ዝካየድ ፀወታ፥ ሪያል ማድሪድ ምስ ቦሩሲያ ዶርቱመንድ ምሸት ሰዓት 4 ዝገብሮ ፀወታ ልዑል ህንጣወ ተገይሩሉ ኣሎ።
ምሸት ሰዓት 1፡45 ኤሲሚላን ምስ…
ዘተ ኣባል ሃገራት ሴካፋ ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞሴፔ ኣብ ዝተረኸብሉ መድረኽ ዘተ ኣባል ሃገራት ሴካፋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ካፍን ኢሳያስ ጅራን ሓዊሱ ኣመራርሓ ኩዕሶ እግሪ…
ኣብ ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቶሮንቶ ኢትዮጵያውያን አትሌቶች ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም።
ኣትሌት ዋጋነሽ መካሻ ብደቂ ኣንስትዮ ማራቶን 2 ሰዓት 20 ደቒቕን 44 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ፡፡
ብተመሳሳሊ ብደቂ…
ኣብ ቻይና ኣብ ዝተኻየደ ዓለም ለኸ ውድድር ሻኦሊን ኢትዮጵያውያን 3 ሜዳሊያታት ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሃገራት ኣብ ዝተሳተፋሉን ኣብ ቻይና ዝተኻየደን መበል 13 ዓለም ለኸ ውድድር ዤንግዡ ሻኦሊን ኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ስፖርት ውሹ ዝተሳተፉ ማስተራት ሰለስተ ሜዳሊያታት ረኺቦም፡፡
ብመሰረት እዚ ማስተር ሰሚር ናስር ብኣርት ታይቺ ሜዳሊያ…
ማቼስተር ሲቲ ንዎልቭስ 2 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 8ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ናብ ስታዲየም ሞሊኒክስ ብምምራሕ ምስ ዎልቭስ ዝተፃወተት ማንቼስተር ሲቲ 2 ን 1 ተዓዊታ፡፡
ዎልብስ ኣብ መበል 7ይ ደቒቕ ላርሰን ብዘመዝገባ ሸቶ ክትመርሕ ክኢላ ዝነበረት ትኹን እምበር፤ ግባርድዮል ኣብ…