Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሻድሻይ ዙር ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ እንትቕፅሉ፤ ጁቬንቱስ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ከምኡ እውን ቦሩሺያ ዶርቱመንድ ምስ ባርሴሎና ዝገብረኦ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሎም፡፡
ምሸት ሰዓት 2፡45 ጋንታ ኣትሌቲኮ ማድሪድ…
ኣርሰናልን ፉልሃምን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 15 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ፉልሃም ኣብ ሜዳኣ ንኣርሰናል ኣተኣናጊዳ ሓደ ማዕረ ተፈላልየን፡፡
ናይ ፉልሃም ሸቶ ራኡል ሂምኔዝ ከምኡ እውን ናይ ኣርሰናል ድማ ዊሊያም ሳሊባ ኣመዝጊቦምወን፡፡
ብተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተኻየዱ…
ኣብ ናይ ሎሚ ፀወታታት ኤቨርተን ምስ ሌቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ
ኣዲስ አበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየዱ መበል 15 ሰሙን ፀወታታት ፕሪሚየር ሊግ ኤቨርተን ምስ ሊቨርፑል ዝገብርኡ ግጥም ልዑል ትፅቢት ዝግበረሉ ኮይኑ ኣሎ።
ክልቲአን ጋንታታት ሰዓት 9፡30 ደሕሪ ቀትሪ ኢየን ፀወተአን ከካይዳ።
ሌቨርፑል ክሳብ ሐዚ ብመሰረት ዝገበሮ…
ኣርሰናል ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 14 ሰሙን መርሃ ግብሪታት ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እንትቕፅሉ ምሸት ሰዓት 5፡15 ኣርሰናል ኣብ ኤምሬትስ ስታዲየም ምስ ማንቼስተር ዩናይትድ ዝገብረኦ ፀወታ ብሃንቀውታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡
ኣብ ሞንጎ እተን ጋንታታት ብፍላይ ከም ኣቆፃፅራ…
ታምራት ቶላ ተዓዋታይ ሽልማት ብሉፅ ኣትሌት ውድድር ካብ ትራክ ወፃእ እዚ ዓመት ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ታምራት ቶላ ካብ ስታዲየም ወፃእ ኣብ ዝግበር ውድድር ጎብለል ጎያያይ እዚ ዓመት ተባሂሉ ተሸሊሙ፡፡
ኣትሌት ሲምቦ ኣለማየሁ ድማ ጎብለል ሰገን ኣትሌት ዓልም እዚ ዓመት ዝብል ሽልማት ከምዝተዓወተት ሓሬታ ኣትሌቲክስ ዓለም የመላኽት፡፡
ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ቼልሲን ማንቼስተር ዩናይትድን ተጋጠምተን ብመስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡
ቀትሪ ሰዓት 10፡30 ኣብ ስታምፎርድ ብሪጅ ንኣስቶንቪላ ዘተኣናገደት ጋንታ ቼልሲ÷ ብኒኮላስ ጃክሰን፣ ኤንዞ ፈርናንዴዝን ኮል…
ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን ማዕረ ተፈላሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 9ይ ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ወላይታ ድቻን ሃዋሳ ከተማን 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን።
ቀትሪ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ብስራት በቀለ ብዘመዝገባ ሸቶ ወላይታ ድቻ እናመርሐት…
ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት ደረሳ ገለታ 2ይ ደረጃ ወፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ተባዕትዮ ደረሳ ገለታ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡
ኬንያዊ ኣትሌት ሴባስቲያን ሳዌ ኣብቲ ውድድር ዝተዓወተ እንትኸውን÷ ካሊእ ኬንያዊ ኣትሌት ዳኒኤል ማቴኮ ሳልሳይ ወፂኡ፡፡…
ኣብ ማራቶን ቫሌንሺያ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ረፋድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ቫሌንሺያ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት መገርቱ ኣለሙ ተዓዊታ።
እታ ኣትሌት ውድድራ ንምዝዛም 2 ሰዓት 16 ደቒቕን 49 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ዛዚማ፡፡
ኣብቲ ውድድር ኣትሌት ጥሩዬ መስፍን ሳልሰይቲ…
ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝካየድ መበል 13 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፕሪሚየር ሊግ አንግሊዝ ኣብ ለንደን ደርቢ ዌስታም ዩናይትድ ምስ ኣርሰናል ዝገብርኡ ፀወታ ዝለዓለ ሃንቀውታ ስሒቡ ኣሎ።
እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 2፡30 ኣብ ስታዲየም ለንደን ክካየድ ኢዩ።…