Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብ ጋንታ ማቺስተር ሲቲ ንምፅናሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ማንቼስተር ሲቲ ጆሴፍ ፔፕ ጓርዲዮላ ኣብታ ጋንታ ንዝቕፅል ሓደ ዓመት ዘፅነሖ መናውሒ ውዕሊ ንምፍራም ከምዝተስማዕመዐ ተሓቢሩ፡፡ ወዲ 53 ዓመት ስፔናዊ ኣሰልጣኒ፤ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ናብ ማንቼስተር ሲቲን ካብ ዝፅምበር…

ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ ሎሚ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ መማልኢ መፃረዪ ፀወታ 2025 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ ምስ ኮንጎ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ክትገጥም ኢያ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ኬንሻሳ ኣብ ዝርከብ ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ ክካየድ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘጋጠሞ መጥቃዕቲ ዓይኑ ዝተጎድአ ኣትሌት ንሕክምና ናብ ወደ ህንዲ ቼናይ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልምምድ እናሃለወ ብዘይተፈለጡ ሰባት ብዝበፅሖ መጥቃዕቲ ፀጋማይ ዓይኑ ልዑል ጉድኣት ዘጋጠሞ ኣትሌት ሰውመሆን ኣንተነህ ንካልኣይ ዙር ሕክምና ናብ ህንዲ ከተማ ቼናይ ኣምሪሑ፡፡ እቲ ኣትሌት ንካልኣን ናይ መወዳእታን ዙር ሕክምና መጥባሕቲ ዓይኒ…

ኣትሌት ሚዛን ኣለም ኣብ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሚዛን ኣለም ኣብ ኔዘርላንድ ኣብ ዝተኻየደ 15 ኪሎሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ቀዳመይቲ ብምውፃእ ተዓዊታ። ኣትሌት ሚዛን ኣለም ነቲ ውድድር 46 ደቒቕን 51 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ውድድራ ዛዚማ። ኔዘርላንዳዊት ኣትሌት ዲያኔ ቫንን…

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ  ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሳየች ኣይቼውን ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 24 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣሳየች ኣይቼውን ኣትሌት ቢኒያም መሓሪን ተዓዊቶም። እቲ ውድድር ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነ ኣበቤን ዘጀመሩዎ እንትኾኑ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣…

ኢትዮጵያ ምስ ታንዛኒያ ሎሚ ፀወተኣ ክተካይድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2025 ኣብ ሞሮኮ ዝካየድ መፃረዪ ፅዋዕ ኣፍሪካ  መበል ሓምሻይ ምድብ ፀወታታት ኢትዮጵያ ምስ ታንዛንያ ሎሚ ከራኽብ ኢዩ። እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 1፡00 ኣብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎኣብ ዝርከብ  ስታዲየም ስታድ ደ ማርትየርስ  ክካየድ ኢዩ።

ጄክ ፖውል ኣብ ልዕሊ ማይክ ታይሰን ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ኣሜሪካዊ ተጓሳጣይ ከቢድ ሚዛን ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ጄክ ፖውል ኣብ ዝገበሮ ፀወታ ተሳዒሩ። ታይሰን ሎሚ ንጎሆ ኣብ ዝገበሮ ግጥም ንገዛእ ርእሱ ካብ ፕሮፌሽናል ውድድራት ካብ ዘግልል ድሕሪ 19 ዓመታት ዝተሳለጠ…

ፖል ፖግባ ኣብ 2025 ናብ ሜዳ ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈረንሳዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ፖል ፖግባ ካብ ቅፅዓት መልሲ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ናብ ሜዳ ኩዕሾ እግሪ ከምዝምለስ ተገሊፁ፡፡ ወዲ 31 ዓመት ፖል ፖግባ÷ ካብ ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ናብ ጁቬንቱስ ምሰምረሐ ዝተኸልከለ ባእታ ተጠቒሙ…

ትፅቢት ዝግበረሉ ንሕንሕ ጉስጢት (ቦክስ) ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 58 ዓመት ተጓሳጣይ ማይክ ታይሰን ምስ ወዲ 27 ዓመት ፕሮፌሽናል ተጓሳጣይ ጄክ ጆሴፍ ፖል ዝገብሩዎ ንሕነሕ ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ኣሜሪካ ቴክሳስ ኣርሊንግተን ክካየድ ኢዩ፡፡ ቅድሚ ዓመታት ቆፀሮ ኣብ ዝተትሓዘሉ ንሕንሕ÷ በዓል ታሪኽ ጉስጢት…

ጋንታ ወልዋሎ ንኣሰልጣኒ ፀጋይ ኪዳነማርያም  ንምቑፃር ተስማዕሚዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምቁፃር ኣብ ስምምዕ በፂሓ። ዝሓለፈ ኽረምቲ ንኣሸናፊ በቀለ ኣሰልጣኒኣ ገይራ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ውድድራ ምክያድ ዝጀመረት ጋንታ ወልዋሎ ዩኒቨርሲቲ ዓዲግራት፥ ብዘርኣየቶ ድኹም ምንቅስቓስ…