Browsing Category
ስፓርት
ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዝተፈላለዩ ውድድራት ርሕቐት ወርቂ ከምፅኡ ይኽእሉ ኢዮም ብዝብል ትፅቢት ዝግበረሎም ኣትሌታት ዘካተተ ካልኣይ ዙር ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ፓሪስ ኣትዩ።
ትማሊ ምሸት ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝተበገሰ እቲ ልኡኽ፥ ብ5 ሺሕ ኪሎ ሜትሮ በዓልተ ዋና ዓለም…
ኣብ 14 ውድድራት ኦሊምፒክ 58 ሜዳሊያታት ዝኣከበት – ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ኣብ ውድድር ኦሊምፒክ ዝተሳተፈት ኣብ 1956 ዓ.ም.ፈ ኣብ ኣውስትራሊያ ሜልቦርን ኣብ ዝተኻየደ መበል 16 ኦሊምፒክ ኢያ ተሳቲፋ።
እዚ ማለት እቲ ውድድር ኣብ 1896 ዓ.ም.ፈ ዝተጀመረ ዋላ ይኹን፥ ኢትዮጵያ ድሕሪ 60…
ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ።
ንኢትዮጵያ ዝውክል ቀዳማይ ዙ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትማሊ ናብ ፓሪስ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡
ናይ ሎሚ መዓልቲ ስነ ስርዓት…
ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን።
ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ…
ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ -ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ ክብል ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ገሊፁ።
ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር።
ብመሰረት እዚ…
ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን…
ናብ ፓሪስ ንዘምርሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ንዘምርሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምፍናው፥ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ጉስጢት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ጉስጢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ ክብል ኮንፌደሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንቃ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌደሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ እያሱ ወሰንን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ…
ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት 10 መስከረም ከምዝኾነ ዕላዊ ኮይኑ።
ናይ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኣክሲዮን ማሕበርም እቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝጅመረሉ ዕለት ንተሳተፍቲ ጋንታታት ምፍላጡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ።
ናይ 2016…
ኣርጀንቲና ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ብምዕዋት ሻምፒዮና 2024 ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሪካ ዘሰናደአቶ መበል 48 ፀወታ ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ኣርጀንቲና ንኮሎምቢያ ብምስዓር ፅዋዕ ኮፕ ኣሜሪካ ተዓዊታ።
ላውታሮ ማርቲነዝ ኣብ መበል 112 ደቒቓ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ፥ ኣርጀንቲና ኣብ ልዕሊ ኮሎምቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር…