Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ስፓርት

ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድድር ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታታት ክካየዱ ኢዮም። ሎሚ ምሽት ካብ ዝግበሩ ክልተ መርሃ ግብሪ ፀወታታት÷ ጋንታ ባርሴሎና ኣብ ሜዳኣ ንፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ዠርሜይን ተተኣናግደሉ ፀወታ ትፅቢት…

ባየርሊቨርኩሰን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፒዮን ቡንደስሊጋ ጀርመን ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ባየርሊቨርኩሰን ኣብ ታሪኻ ንፈለማ እዋን ሻምፒዮን ቡንደስሊጋ ጀርመን ኮይና። ኣብ መበል 29 ሰሙን እቲ ቡንድስሊጋ ንጋን ወርደር ብሬመን ዘተኣናገደት ጋንታ ሊቨርኩሰን÷ 5 ን 0 ብዝኾነ ሰፊሕ ውፅኢት ምስዓራ ስዒቡ ምስ ተኸታሊታ…

ኣብ ማራቶን ሮተርዳም ኣትሌት ኣሼቴ በከሬ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኔዘርላንድስ ማራቶን ሮተርዳም ኣትሌት ኣሼቴ በከሬ ተዓዊታ። እታ ኣትሌት 2 ሰዓት 19 ደቒቕን 30 ሴከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢያ ነቲ ውድድር ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ፡፡ ኬንያውያን ቮይላ ኪቢዮትን ሴሊ ኪፔይጎን ካልአይቲን…

ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍጣር ኣብ ክልላት ዝካየዱ ውድድራት ግደኦም ዕዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተተካእቲ ስፖርተኛታት ንምፍጣር ኣብ ክልላት ዝካየዱ ውድድራት ዕዙዝ ግደ ከምዘለዎም ፕሬዚዳንት ፌደሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ጅራ ገሊፆም። ኩለን ዞባታትን 26 ወረዳታትን ክልል ኦሮሚያ ዝሳተፉሉ መበል 26 ሻምፒዮና ሓፈሻዊ ስፖርት ኣብ…

ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ቀፂሎም ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታታት ርብዒ ፍራ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ፓሪሴንት ዥርሜን ምስ ባርሴሎና ከምኡ እውን ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሽያ ዶርትመንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ጋንታት ፒ ኤስ ጂን ባርሴሎናን ዝገብረኦ ፀወታ ምሸት 4 ሰዓት ኣብ…

ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ሻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ሎሚ ምሸት ክካየዱ ኢዮም። ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ፀወታ፥ ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ ከምኡወን ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ፀወተአን ከምዘካይዳ እቲ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የረድእ። ልዑል ነጥቢ…

ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ክልተ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 32 ሰሙን መርሃ ግብሪ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቸስተር ዩናይትድን ሊቨርፑልን ዝገበረኦ ፀወታ ጨዋታ 2 ን 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ኣብዚ ሰሙን ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ኣብ ሜዳኣ ዝተፃወተት ጋንታ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ኣብ ልዕሊ ኣዳማ ከተማ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ዝተኻደ መበል 20 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሃድያ ሆሳዕና ንኣዳማ ከተማ 2 ን 1 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 10፡00 ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ንሃድያ ሆሳእና ዳዋ ሁጤሳ 45+6 ደቕ ከምኡ እውን…

ኣብ ማራቶን ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓሪስ ብዝተኻደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ መስታወት ፍቅር 02:20፡ 45 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ እንትትዕወት፤ ብተመሳሳሊ ብደቂ ተባዕትዮ ሙሉጌታ ኡማ 02፡05፡33 ብምእታው…

ደቡብ አፍሪካዊ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፃታይ ክፍሊ ምክልኻል ሃገራዊት ጋንታ ደቡብ ኣፍሪካን ጋንታ ካይዘርን ዝኾነ ሉክ ፍሉርስ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ናይ መኪና ስርቂ ብዝፍፅሙ ገበነኛታት ከምዝተቐተለ ተገሊፁ። ጋንትኡ ከምዝሓረቶ÷ ወዲ 24 ዓመት ተኻኻላይ ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ…