Browsing Category
ስፓርት
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጒያ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም።
ኣብ ቻይና ከተማ ሁዋን ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ጒያ ማራቶን ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣትለየት ማሬ ዲባባ ነቲ ርሕቐት ብ2 ሰዓት 25 ደቒቓን…
ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሌሴቶ 2 ን 1 ስዒራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኣይ ዙር ፀወታ ምሕዝነት ንሌሴቶ 2 ን 1 ብመስዓር ተዓዊታ።
ኣብ ስታዲየም ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ምሕዝነት ፀወታ÷ ሃገራዊት ጋንታ ሌሴቶ ቅድሚ ዕረፍቲ ብሌህሎሆኖሎ ፎቶኣኔ ብዘመዝገባ ብሕታዊት ሸቶ…
ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ሜዳሊያ ብሩር ኣምፂኣ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታ ኣፍሪካ ብፍርቂ ማራቶን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት ዘውዲቱ ኣደራው 2ይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳሊያ ብሩር ክተምፅእ ክኢላ፡፡
ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ውድድር 20 ኪሎ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ እናተኻየደ እንትኸውን÷ ኣትሌታት ተሰማ…
ኢትዮጵያ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ 10 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣኒስቲዮ ሜዳሊያ ብሩርን ነሓስን ወሲዳ።
ኣብቲ ውድድር ውዴ ከፍያለው፣ ተኬን ኣማረ ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ብምውፃእ እቶም ሜዳሊያታት ንሃጎም ኣምፂኦም።…
ኢትዮጵያ ብውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ውድድር ምርኩስ ዝላ ደቂ ተባዕቲዮ ሜዳሊያ ነሓስ ከምዝረኸበት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ገሊፁ።
ከም ኣገላልፃ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኣትሌት ኣበራ ለማ ኣርባዕተ ሜትሮ ብምዝላል እቲ ሜዳሊያ ተረኪቡ።
እዋናዊ…
ኢትዮጵያ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሎሚ ሙለታ ኣብ ውድድር ጉያ መሰናክል ደቂ ኣኒስቲዮ 3 ሺሕ ሜትሮ ንሃገራ ሜዳሊያ ነሓስ ኣርኪባ።
እታ ኣትሌት ነቲ ርሕቐት ብ9 ደቒቓ 26 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብምእታው መበል ሳልሰይቲ ወፂኣ።
ከምኡውን ኣትሌት ሲምቦ…
ኢትዮጵያ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ብኣትሌት ምስጋናው 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ20 ኪሎ ሜትሮ ኣብ ዝተገበረ ውድድር ስጉሚ ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ምስጋናው ዋቁማ 5ይ ሜዳሊያ ወርቂ ንኢትዮጵያ ኣመዝጊቡ፡፡
ኣብ ተመሳሳሊ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ድማ ኣትሌት ስንታየሁ ማስሬ ካልኣይ ደረጃ…
ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ ኢትዮጵያን ኣትሌታት ልዑል ግምት ተገይሩም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ መዓልቲ ኣብ ዝገበረ ኣብ ጋና ኣንካራ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ውድድራት ፍፃመ ከምዝካየዱ ዝወፅአ መርሃ ገብሪ ይሕብር።
ብመሰረት እዚ፥ ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሳለጡ ክልተ ፀወታታት ፍፃመ 800ን 10 ሺሕን…
ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስትዮ ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ብ5 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑወን።
ኣትሌት መዲና ኢሳ ነቲ ርሕቐት ቀዳመይቲ ብምውፃእ ንሃገራ ሜዳልያ ወርቂ ኣምፅኣ።
ኣብቲ ርሕቐት ኣትሌት ብርቱካን ሞላ…
ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሳሙኤል ፍሬው፥ ኣብ መበል 13 ፀወታታት መላእ ኣፍሪካ ብውድድር ጉያ መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ መዳሊያ ወርቂ ንሃገሩ ኣምፂኡ።
ኣትሌት ሳሙኤል ነቲ ርሕቐት 8 ደቒቓ 24 ሰከንድን 30 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ብምዝዛም ኢዩ ቀዳማይ ወፃኢኡ።…